ኢንተርፓራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ንበጀት ዓመት 2017 ዓም ዘካይዶም ናይ ህንፀት ፅገና ስራሕቲ መንገዲን ግልጋሎት ቨዝዉዕሉ ሐደ ዝተፈላለዩ ከበድቲ ማሽናትን መኪናታትን ንክካረይ : ክልተ ኮንስተራክሽን ማተሪያል ንምዕዳግ : ሰለሰተ ደንቢ ልብስ ወይ እዉን ደንቢ ክዳን ንምዕዳግ : ኣርባዕተ ኣቁሑት ፅሬትን ናይ ታኒካ ዕሹግ ፀባን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ፈርኒቸር ፅገና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ናይ ዓመት ውዕለ ኣሲሩ ፅገና ክፅግን ስለ ዝደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 20, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ግሪን ኢትዩጰያ ብዝተረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክልድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 23, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 23, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኤጀንሲ ድጅታል ትግራይ ንዘለና ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ኤጀንስና ፋይል ካብኔትና በሪ ቁልፊ ንምቅያር 1 ምቅራፅን ናይ ጠረጴዛ ድሮወር ቁልፊ ምቅያርን ምፅጋን ንሰብ ሞያ ኣካላት ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ክኣስር ስለ ዝደሊ ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 14, 2017 9:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 14, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝውዕል ፀባን እንቋቁሖን ብግልጺ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 23, 2017 2:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 23, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማ/ተ/ሰ/ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግቢነት ግልሎት ዝውዕል ኒ ኣድላይ ኮይኑ ስለዝተርከበ ባኒ ሰሪሕኩም (ኣብሲልኩም) ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቋሒታት ኣማሊእኩም ምጭራት ከም ዝካኣልንገልፅ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 24, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 24, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማ/ተ/ሰ/ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግቢነት ግልሎት ዝውዕል ኒ ኣድላይ ኮይኑ ስለዝተርከበ ባኒ ሰሪሕኩም (ኣብሲልኩም) ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቋሒታት ኣማሊእኩም ምጭራት ከም ዝካኣልንገልፅ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 24, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 24, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

የትግራይ ክልል ግብርናና ገጠር ልማት ቢሮ ከእንስሳት እና ዓሳ ሀብት ሴክተር ልማት/LFSDP/ ፕሮጀክት በተገኘው በጀት የእቃ መጓጓዣ ተሽከርካሪዎች እና ሞተር ሳይክል በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ኣርብ መስከረም 10, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምት 12, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምት 12, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በጨረታ‏‏‏‏‎‏‎‏‎‎‎‏‏‏‎‏ ደክመንቱ ላይ የተጠቀሰው መጠን ገንዘብ በCPO
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት መኪና/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ትርጉምን ፅሑፉን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ዉዕል ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 14, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 14, 2017 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ቋንቋ ትርጉም /

ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳርን መጎዓዝያ ዝርከብ ከይዲ ስራሕን መንገዲ ምዕባል ገጠር ወረዳ ሳሕርቲ ሳምረ ኣብ ናይ 2017 በጀት ዓመት ብናይ መዘጋጃ ከተማ ሳምረ ናይ ፅገና መንገዲን ናይ ፎርም ወርክ ስራሕቲ ንምስራሕ ስለዝደለና ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት ንዘማልኡ ተጫረቲ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 9, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 28, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 45,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/