ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝስተ ማይ ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝዉዕል መገጣጣሚ ትቦ : መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ኣቅሑት ፅሬትን : ኣቅሐት ኤሌክትሪክን : ፓምፕ ሴትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ አጫሪቱ ክዕድግ የደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 16, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 5, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ሆስፒታል ስሑል ሽረ ን2017 ዓም በጀት ዓመተ ዝተፈላለዩ ደንቢ ልብሲ: መሳርሒ ፅሕፈት : ዝተፈላለዩ ሕትመታት : ኣቅሑት ፅሬት : እስፔራት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 16, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 28, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዝተቀደዱ ፕላስቲክ ቀረጢት ማለት እዉን እስክራፕ ናይ ሎደር ጎማ : ዘገልገሉ ናይ ኣይሲቲ ኣቅሑት : ላሚንከስ ፕሪጅ : ሪሳይክል ፕሪጅ : ጭረት : ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ሕትመት ቀለማት ንዓማዊል ግልፂ ጨረታ ብምዉፃእ ሕጋዊ ስራሕ ፍቅዲ ንዘለዎም ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 16, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 30, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 30, 2017 5:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ውል/ማሕበር ኣብ መቐለ ላጪ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ናይ ሰራሕተኛታት ካፌቴርያ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቋሕታት ንዘማልኡ ተጫረቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 16, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 1, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 1, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ድርጅታችን የኢትዮጵያ የባሕር ትራንስፖርት እና ሎጂስቲክስ የመቸስ ወደብና ተርሚናል ቀለቤታችን ለ2017ዓ/ም በጀት ከተያዘ የማሽሪ እቃዎች በጨረታ አወዳደሮ ለመግባት ስለፈለገ ነህ በታች የተዘረዘሩ መለኪያዎች ዋጋ ሞልታችሁ እንድትልኩልን በትህትና እናሳውቃለን፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሮብ መስከረም 15, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 27, 2017 5:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 27, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2017 በጀት ዓመት ካብ UNDP በጀት /Peace Support Facility/ (PSF) ናይ ፈርኒቸር ኣቑሑት ንምግዛእ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡ ስለዚ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 28, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ብሁዑዕ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 16, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 17, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ግለት ማይ ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና መስመር ማይ ካብ መደብር ድልድል እስካ እንዳኣቡነ ኣረጋዊ መስተለኛ ናይ ብየዳ ስራሕ ፕሮፎርማ ኣዳዲሩ ክስርሕ (ይ)ስለ ዝደሊ ኣብ ኣብዚ ጨረታ ትወዳደሩ ትደልየ ነ'ዶ ዝስዕብ ትኣ ክማልእ ይግባእ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 17, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ እንትጮ ኣብ ናይ 2017 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝር ዝዕደጉ ንብረታት ናይ ፕላምፒንግ /ባንባ ኣቁሑን/፣እሌክትሪኒክስ ኣቁሑን ፅሕፈት መሳርሕን ኢለትርክ ኣቁሑን ኮይኖም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2017 6:05 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: እንደርታ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 28, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

እብ በጀት ዓመት 2017ዓ/ም ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝዉዕል ናይ ሓለዋ መፈተሸ ሰንሰር ማሽን ፕሮፎርማ ጨረታ ብምልጣፍን ብምብታን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 20, 2017 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/