ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣድራሻ ክልል ትግራይ ዞባ መቐለ ከተማ ክ/ከተማ ሓወልቲ ንቤትፍርድና ግልጋሎት ዝውዕል ሃላቒ መሳርሒ ፅሕፈትን ተዛመድትን፣ ሃላቒ መሳርሒ ፅሬት፣ናይ ሕትመት መሳርሒ፣ናይ ፈርኒቸር፣ ናይ ቢሮ ሚሽነሪ፣ሳይክል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 10, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 10, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ትሕቲ ምም/ር ኸተማ መቐለ ዝርከበ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝህባ ኣናሽተይን ናይ ሰራሕተኛታትን ናይ ከተማ ናይ ህዝቢ መማላለስቲ ኣብቶብስ እምራን ናይላብያጆን ጎሚስታን ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 5, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ዝተፈላለየ ናይ ዕሬት መሳርሒ ናውቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 1, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 2, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ሕውትን እግሪ ምትካል ጉዱኣት ኲናት ሰራዊት ትግራይ ናይ ምግቢ እታወታት ፣ብግልፂ ጨረታ ኣውዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 15, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሎት ይፈላለዩ።
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

በኢትዮጵያ የግብርና ስራዎች ኮርፖሬሽን መቐለ ቅርንጫፍ የሚገኝ ለቢሮና ለመጋዘን የሚውል ኪራይ ማጫረት ይፈልጋል።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ማክሰኞ ጥቅምት 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ኅዳር 3, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኅዳር 3, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መኽዝን/ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

Tigray Agriculture and Natural Resource Bureau now invites sealed Bids from eligible and qualified bidders for the procurement of Ground Nut Processing Shade Construction at Abergele-Yechila and Samre Woredas, Animal Feed Processing Shade Construction (At Abergel-Yechila, Adiet and Samre Woreads), fish farming ponds at Adiet and Tanqua M Woredas and Nutriition Domonistration center at(Endamekoni & Adiet Wereda)

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Tuesday 05th, November 2024 12:00 pm (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Thursday 05th, December 2024 9:30 am (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Thursday 05th of December 2024 10:00 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: Differ per Lots
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ House & Building Construction/ Water Works Construction/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እገላ ኣብ በጀት 2017 ዓም ቀዳማይ መንፈቅ ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ፡መሳርሒ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩበ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 16, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 16, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: መሳርሒ ፅሕፈትን 5000 ቅርሺ ፡መሳርሒ ፅሬትን 3000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፡ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 6, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 6, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: መሳርሒ ፅሕፈት ብጥረ ገንዘብ 16000 ቅርሺ ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 16000 ቅርሺ ፡ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 5000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳርን ንብረት ጣንቆ ምላሽ ከተማ ማይ ወይኒ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ጥሙር ዕድጊት ን ወረዳ ጣንቆ ምላሽ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈትን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 10, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 11, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንመሳርሒ ፅሕፈት 6000 ቅርሺ ፡ ንኣቅሑት ኤሌክተሮኒክስ 7000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

Plan International Ethiopia, Tigray Program area (PIE-Tigray-PA) wants to invite all interested and eligible contractors to participate in the following construction & rehabilitation works of sex segregated permanent VIP-latrines with hand wash facilities, construction of MHM rooms, construction and rehabilitation of water supply lines in Tigray Region, Emba Alaje Woreda

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Monday 04th, November 2024 12:00 pm (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Tuesday 19th, November 2024 12:00 pm (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Tuesday 19th of November 2024 2:00 pm
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ House & Building Construction/ Water Works Construction/