ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ንኮምፕተራይዝ ኣካዉንቲንግ ሲስተም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክፅዕንን ከሰልጥንን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 3, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ፍረወይኒ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 3, 2017 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ዕዲጊት ሶፍትዌር/

ኢንስትዩቲት ምርመራን ስልጠናን ፍትሕን ሕግን ኣግኣዚ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ ዉቅሮ ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ነቲ ትካል ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 30, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንኤሌክትሮኒክስ 40000 : ንፅሕፈት መሳርሒ 6000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ ዳማርያም ዞባ መቐለ ፊት ንፊት ዝርክብ ብዝርክት ዝበላ ሞተር ሰይክልን መኪናን ካልኦት ቀወምቲ ዘገልገሉ ወይ እዉን ዝወገዱ ኣቅሑት ዝርከብዎ ግቢ ሐለዋ ብምቁፃር ክሕልዉ ወይ ግልጋሎት ብምርካብ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ከወዳደር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 25, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ሓለዋ/

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስተሽነሪ ኣቁሑት፣ ናይ ኤሌትሮኒክስ ኣቁሑትን ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ሕጋውያን መቅረብቲ ካብ ዝኾኑ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 23, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 23, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላላ አዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ትካስና ይሓ ሪስ-እስቴት ዘለዉዎ ዝተፈሳስዩ ናውቲ ህንፃ መሳርሕን ማይ ኣቁሑትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሽጥ ስለደለየ& ድልየት ዘለኩም ዓደግቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 17, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

Ethiopian Catholic Church -Social & Development Commission of Adigrat Branch Mekelle Sub Branch invites eligible bidders to construct three river crossing related to irrigation structure development at specific site called Temetsesa within Brezba Tabia. Kushet Tseberga. Samre Woreda, South East Zone of Tigray. At this site, SDCOAd, through its sub-branch office in Mekelle, has been running livelihood project supported by Irish Aid, through CST (IA-IeSP Project).

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Thursday 20th, March 2025 12:00 pm (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Wednesday 26th, March 2025 10:01 am (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Wednesday 26th of March 2025 10:30 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ Water Works Construction/

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንግሪነሪ ስልጠና ዝውዕሉ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 12, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 12, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳመኮኒ ንዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ እንስሳ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስሳት መድሓኒት ናዉቲን ብመደበኛ በጀት ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 22, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 23, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ፅሕፈት መሳርሒ ሎት ክልተ ኤሌክትሮኒክስ ሎት ሰለሰተ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ሎት ኣርባዕተ ናይ ቴክኖሎጂ ኣቅሑት ወይድማ ዋይፋይ ክፅግንን ክዕድግን ብግልፂ ጨረታ ካብ ሕጋዊያን ነጋዲ አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 24, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 24, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ምግጣምን ፅገናን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 26, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 27, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/