ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ ዒላላ ዝርከብ ዝተፈላለየ ሳይዝ ዘለዎ ባህርዛፍን ዓዉሕን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 23, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 23, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

አብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ናይ ዝተፈላለዩ ከይዲ ሰራሕ ቲ ግልጋሎት ዝውዕሉናይ ሞተር _ ሳይክል ናይ ኢድ ዋጋ ዝርዝር መምልኢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 19, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 19, 2017 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ፅገና ሞተርሳይክል/

Raya University Invites Eligible Bidders for the Procurement of Sanitary Items

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Monday 25th, November 2024 12:00 pm (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Monday 16th, December 2024 10:00 am (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Machew
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Monday 16th of December 2024 10:30 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ Cleaning & Janitorial Equipments/ Construction Material, Equipment and Machinery/

Raya University Invites Eligible Bidders for the Procurement of Car Rent

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Monday 25th, November 2024 12:00 pm (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Tuesday 17th, December 2024 10:00 am (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Machew
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Tuesday 17th of December 2024 10:30 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 25,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ Vehicle Rent/

ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ማ/ኣ ዝተፈላለዩ ናይ ሰራሕተኛታት ጫማታት ትሕት ኢሉ ብዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ካብ ዝምልከቶም ሕጋዊ መቕረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኸዕድግ ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 24, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ባትሪ ኤክስፕሮ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 18, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 19, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ማ/ኣ ዝተፈላለዩ ናይ ሰራሕተኛታት ናይ ላዕልን ታሕትን ደምቢ ልብሲታት፣ ስረታት፣ ሸሚዛትን ካራባትን ትሕት ኢሉ ብዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ካብ ዝምልከቶም ሕጋዊ መቕረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኸዕድግ ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 24, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 19, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 19, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ናይ ኤሌክትሮኒክስን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 19, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 19, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

አብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ GCF ብዝረኸቦ በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጠብያ ማይ ጥምቀት ቁሸት ኩመል ፍሉይ ቦታ ዓዲ ፀሊዋ ንመስኖ ግልጋሎት ዝውዕል ዓሚቑ ጉድጓድ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 30, 2017 3:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50.000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/