ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድማ ይድሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 7, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 9, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ክብ መደበኛ በጀት ሓበራዊ ኮምፕሌክስ ህንፃ ጠቕላላ ህንፃ ቤዝመንት ግራውንድ ናይቲ ህንፃ ግቢ ሙሉእ ናይቲ ህንፃ መእተዊ በሪን ዘጠቓለለ ናይ ፅሬት ግልጋሎት ብልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ሰዓራይ ናይ ዓመት ውዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 7, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/

ማሕበርና ወዛም ዓለባ ዓዲ ህንፀት ማእከል ዕዳጋ ካብ ሓምለ -1/2018 ዓ.ም ክሳብ ሰነ- 30/2018 ማለት ድማ ናይ ሓደ ዓመት ብናይ ደገ ኦዲተር ክነግብር ንደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 7, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 10, 2018 7:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 11, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

Aksum University wants to Procurement of Water Supply and Sanitation Works

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Monday 13th, July 2026 12:00 pm ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Friday 24th, July 2026 4:00 pm (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Axum
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Friday 24th of July 2026 4:30 pm
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ Water Works Construction/

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መኪና ስፔር ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 6, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 8, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳርን መጎዓዝያን ወረዳ ጋንታ አፈሹም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀት ኮንስትራክሽን አብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ብዋናነት ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ኣብ ጣብያ አዘባ ምሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቂኣኖ ዝስራሕ ሐደ ብሎክ መመህሪ ክፍሊ ህንፃን ንምስራሕ ኣብ ክልልና ዝርከቡ ሓርበኛታት ብደረጃ 8 ደቀቅቲ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 6, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 20, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ጋንታ አፈሹም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 20, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ንናይ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ዝረከቡ ናይ ሕጊ እሱራት ወይ ድማ ተጠርጠርቲ ንበጀት ዓመት 2019 ዓም ካብ ፊኖ ዝተሰርሐ ዳቦ 100 ግራም ምካኑን ብናይ ባዐሉ ሚዛን ኣብ ፖሊስ ጣብያ እናመዘነ ወይድማ እናረጋገፀ ከቅርብ ዝክእል ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክንዕድግ ንደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 6, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 24, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ (Stationary Materials) ፥ ናይ ፅሬት ኣቑሑ(sanitary materials) ፥ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑ(Electronics) ፥Textile materials (Student Uniform) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 4, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 7, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 8, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

CARE Ethiopia invites a contractors of category GC/BC/ Grade 5 and above to provide full construction services, including material and labor, for the repair and restoration of the Diagnostic Block at Dowhan Primary Hospital in Irob.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Friday 10th, July 2026 12:00 pm ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Tuesday 21st, July 2026 2:00 pm (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Addis Ababa
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Tuesday 30th of November -0001 12:00 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ House & Building Construction/

CARE Ethiopia invites a contractors of category GC/BC/ Grade 5 and above to provide full construction services, including material and labor, for the repair and restoration of the Diagnostic Block at Dowhan Primary Hospital in Irob.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Friday 10th, July 2026 12:00 pm ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Tuesday 21st, July 2026 2:00 pm (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Addis Ababa
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Tuesday 30th of November -0001 12:00 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ House & Building Construction/