...ሒ፣ ናይ መሸነ ፅገና፣ ናይ አቑሑት ገዛ ፅገና፣ ከምኡ እውን መለዋወጢ አቑሑት መኪናን አቑሑት ኤሌክትሮኒክስን ብደረጃ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ፣

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2019 (11 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2019 3:30 ቅ/ሰዓት (4 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 26, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

...ት ቀረብ ምግብ ብበዓሎም ኣብ ሲሎም ክምግቡ ዝኽእሉ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ወዳዲሩ ክህብ ስለዝደለየ፣

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2019 (11 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት (3 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 25, 2019 4:35 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ሚዛን ዕቛርን ልቓሕን መሰረታዊ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ በጀት ዓመት 2019 ዓ/ም ናውቲ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2019 (11 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 14, 2019 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 14, 2019 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ት/ቲ አድቬንቲስት ንተምሃሮ ሰርቪስ ካብ 70 ካሬ ዘመላልሳ ተሽከርከርቲ አጫሪቱ ክጥቀም ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2019 (11 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2019 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 13, 2019 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

...ing cabinets, stationery items, and office equipment to be delivered to their Mekelle office in the Tigray Region.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Monday 21st, September 2026 9:08 am (11 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Monday 05th, October 2026 5:00 pm (3 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Tuesday 06th of October 2026 9:30 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ Office Furniture/ Stationery Supplies/

Catholic Caritas Ethiopia-Adigrat - JEOP Program, invites potential bidders to submit proposals for renting Seven, 4WD light Double Cap vehicles 2004 G.C and above models and Three, Toyota Land cruiser 105 vehicles,2004 and above model three similar standard hard vehicle suitable for rough rural roads to support project-related operational activities

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Saturday 19th, September 2026 10:39 pm (12 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Tuesday 22nd, September 2026 10:00 am (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Tuesday 22nd of September 2026 10:30 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ Vehicle Rent/

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናስን ንብረት ምምርን ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ኤሌክትሮኒክስ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ናይ ቢሮ ኣቁሑትን ብሓራጅ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2019 (14 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 14, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 14, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑት/ ከዕድን ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2019 (14 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 12, 2019 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 12, 2019 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ መኪና ባትሪን ናይ ሞተርሳይክል ዘይቲን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ'

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2019 (14 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 12, 2019 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 12, 2019 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ICRC project ንመቐለ እንዳኬክ ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ዉዕሊ አሲራ ክትዕድግ ስለዝደለየት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2019 (14 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 14, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 14, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ገዛ/ህንፃ ክራይ/