ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕትመት ምሕታም፣ ዲቪዲታት ኢዲት ምግባር ምብዛሕን ስለዝደሊ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቓድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 29, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 19, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ

ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ማሕበር ረድኤት ትግራይ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንሴክተር ቤት ፅሕፈታት ወረዳ ራያ ዓዘቦ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝዘተፈላላዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑ ግዝኢት ንምፍፃም እዚ ናይ ጨረታ ነሰድ ኣዳልዩ ኣሎ። ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ብዝተዓሸገ ፖስታ ንክተቅርቡ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 30, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ

ደደቢት ትካል ልቓሕነ ምዕቓሪን /ደደቢት ትፍልም/ ናይ ኤሌትሪክ ምሰሶ መምረቲ ሞልድ ኣጫረቱ ንክሰርሕ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቍሓታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምኻንኩም ንገልፅ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 3, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ

ማሕበር መናእስይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ማንዋላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፣ ዝምልከተኩም ትካላት ናይ ኮንስልታት ፍቓድ ዘለኩም በዚ ዝስዕብ ናይ ጨረታ ረቑሓ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 29, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ

ዩኒቨርስቲ ኮሌጅ ኒው ሚለንየም ንዓዲግራት ዝኸውን ናይ መሬት ምንፃፍ፣ መጋረጃ፣ ናይ ፍርናሽ ጨርቅን ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ። ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ዝትደልዩ ተጫረቲ እዚ ዝስዕብ መዐቀኒታት ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 29, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ

የኢትዮጽያ ኤሌክትሪክ ኋይል የሃገር ኣቀፍ ኤሌክትሪክ ኣቅርቦት ፕሮግራም የትግራይ ክልል ጽ/ቤት ከዕቃ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰኞ ጥር 19, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥር 26, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜ 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 20 ሊትሮ ዝሕዝ መኽደን ዘለዎ ባልዲ ክትዕድግ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 19, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 27, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ

በመ/ቤቱ ተርሚናል ውስጥ ለቢሮ/ሱቅ የሚሆን ኣንድ ክፍል፣ ለዕቃ ማሽግያ እና ለኢትፎርመሽን ደስክ የሚሆን ባዶ ቦታ በጠረታ ለማከራየ ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥር 15, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥር 21, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜ 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ

ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ንዝተገለፁንብረት ማለት ውን

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 14, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 21, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ