ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ተክልን ዘርዚ መኖን ናይ ንህቢ መሳርሕን ካብ ናይ ኤስኤልኤምን መደበኛ በጀትን ከምኡዉን ብናይ ኤስዲጂ በጀት አብ ሞተር ፖምፕ ዝተተሓዘ በቲ ዓዉዲ ስራሕ ተጫረቲ ቀሪብኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 10, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 16, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 16, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ትካልና ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባንያ ኣብ ምዕራባዊ ዞባ ወረዳ አስገደ ፅምብላ ኣብ ካባቢ ሜሊ ንዝሃንፆ ናይ ወረቂ ፕሮጀክት ግልጋለት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 10, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

Bid for purchase of supplementary reading corner Books

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Wednesday 18th, May 2016 12:00 am (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Friday 20th, May 2016 12:00 am (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ Books & Education Materials/

በድጋሜ የወጣ ጨረታ ሕብረት ወታደራዊ ኮሌጅ በኮሌጁ ግቢ ዉስጥ ለኮሌጁ አገልግሎት የመሰጥ የዉሃ ጉድጋድ ቁፋሮ ስራ በዘርፉ የተሰማሩ ሕጋዊ ድርጅቶች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለማሰራት (ለማስቆፈር ) ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ማክሰኞ ግንቦት 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ግንቦት 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ግንቦት 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/

ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ አድያቦ ካብዚ ንታሕቲ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 8, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ላዕላይ አድያቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ስራሕቲ ማይ/ መኪና ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኩለን አብያተ ፅሕፈት ን 2008 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ንብረታት :አቁሑት ናይ ዝተፈላለዩ ሞዴል መካይንን: ጠቅላላ ሰርቪስ ፅገናን ናይ ጋራዥ ናይ ጉልበት ዋጋን :ናይ ብረታብረት ዉፅኢት ወይድማ ቼክዳም ማዕፆ ማለትእዉን ጌት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ከፀግንን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 8, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 12, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ጉሎመከዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቢሮ ጉ/መ/ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም ንግልጋሎት ተሽከርከርቲ እቲ ቢሮ ግልጋሎት እቲ ቢሮ ዝዉዕልዝተፈላለየ ናዉቲ መካይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 6, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

Mesfin Industrial Engineering PLC intends to outsource for machine installation works in korem Technic College as per attached machine list

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Saturday 14th, May 2016 12:00 am (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Thursday 19th, May 2016 12:00 am (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ Electro-Mechanical Products and Services/

የትግራይ ልማት ማህበር ለትምህርት ቤቶች በተ ሙከራ (ላባራቶሪ) አገልግሎት የሚዉሉ የባዮሎጂና የኬሚስትሪ ኬሚካሎች በ ግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳሜ ግንቦት 6, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ግንቦት 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ግንቦት 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/

ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ እዞም ዝስዕቡ ንብረታት ማለት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 6, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 10, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 10, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/