ከተማ ልምዓት ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ነቲ ከተማ አገልግሎት ዝዉዕሉ ንብረት ናይ ደገ መብራህቲ Automatic fuse 50A gasisa : contact hole በዓል 220 ወይድማ 240 ቫልትን 380 ቫልትን made in india : 80A photo sale type B 221 made in Tokyo or Japan : sodium ኣምፖል made in inda 250 watt blast ናይ sodium faxture gsam lighting 250 watt bfn 250 L ብግልጪ ጨረታ አወዳደሪ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 29, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲ ዳዕሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 12, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማእከል ቤት ህንፀት ዓድዋ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ብዝተበጀተልና መሰረት ንቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ :መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 29, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 11, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

በትግራይ ብሔራዊ ክልላዊ መንግስት የጤና ምርምር ኢንስቲትዩት የላብራቶሪ መገልገያ ዕቃዎች : የኮምፒተርና የኮምፒተር ተዛማጅ እቃዎች : የዉሃ ማጣሪያ እና ጀነሬተር ማሽን መለዋወጫ እቃዎች ከሕጋዊያን ነጋዲዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ማክሰኞ የካቲት 27, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 7, 2010 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 7, 2010 2:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሴ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ቢሮ: ናዉቲ ፅሬት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክን : ናዉቲ ትምህርቲ : ናዉቲ ሕርሽ : መድሓኒትን እንስሳን :መሳርሒ ኣቅሑት ቤተ ፈተነ :መሳርሒ ህንፃን ወዘተ ዝብሉ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክሰርሕን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 27, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 8, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 8, 2010 3:50 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ሕርሻ መሺነሪ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሃገር ለከ ምርሃ ግብሪ ቀረብ ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ቁርፅራፅ ዕንፀይትን ጣዉላታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ንምዕዳግ ድልየት ዘለኩም ትካላት ወይ ዉልቀ ሰባት ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 27, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 10, 2010 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 10, 2010 2:31 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ንሓፂር ስልጠናን ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኣብ 9ተ ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፅም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 27, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 13, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: እንትጮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 13, 2010 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

SNV invites competent contractors for construction of water system in 5 school and communities of Mereb Leke, Kola Temben and Laelay Maichew woredas of Tigray Region

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Tuesday 06th, March 2018 4:32 pm (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Thursday 15th, March 2018 9:00 am (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Thursday 15th of March 2018 9:30 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ House & Building Construction/ Water Works Construction/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ላዕላይ ኣዲያባ SDGB በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ህንፀት መስኖን ካልኦትን አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 27, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ላዕላይ አድያቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 4, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 60.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/

የኣላማጣ ከተማ ንግድና ዘርፍ ማህበራት ምክር ቤት ለአባላቶቱ አገልግሎት የሚሰጥበት የICT ማእከል ለማቋቋም በእንቅስቃሴ የሚገኘ ሲሆን ለዚሁ የኣይስቲ ማእከል አገልግሎት የሚዉሉ የኤሌክትሮኒክስ እቃዎች በግልፅ ጨረታ ለመግዛት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰኞ የካቲት 26, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 4, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ መደበኛ በጅት ዝክፈል ናይ ኤሌክትሪክ ንብረት ዝዉዕል ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይድሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 26, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 7, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 7, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/