መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓ/የተ/የግ/ኩባንያ ኣውቶሞቲቭና እርሻ መሳሪያዎችና ቢዝነስ ዩኒት ንብረት የያዘ ባለ 40ና ፊት ኮንቴነር ከመቐለ ደረቅ ወደብ ወደ መቐለ ድህረ መሸጫ ግልጋሎት ማእከል እንዲሁም ባዶ ኮንቴነር ባለ 40ና ባለ 20 ፊት ከድህረ መሸጫ ግልጋሎት ማእከል ወደ መቐለ ደረቅ ወደብ ማጓጓዝ ስለፈለገ ከታች የተዘረዝሩትን መስፈርት የምታሟሉ ተወዳዳሪዎች እንድትሳተፉ ኩባንያችን ይጋብዛል።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሮብ መስከረም 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 18, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 18, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስን ኣብ 8.9 ሄክታር መሬት ዝዓረፈ ሳዕሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረበ ረቋሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2011 9:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 22, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/

የ ኢፌዲሪ ኣየር ኃይል ሰሜን ኣየር ምድብ በተለያየ ቦታ የሚገኝ ሳር በጨረታ ኣወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል። ስለሆነም በጨረታው ለመወዳደር የምትፈልጉ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሮብ መስከረም 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 18, 2011 5:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 18, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኻይን መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ናይ መኻይን ጎማታት ናይ ፅሬት ኣቁሑት ግልጋሎት ዝውዕል ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ዝስዕብ ረቋሒ ተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 30, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 30, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2011 ንሕሙማት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሰብ መድሓኒት ሕክምና ናውቲ ናይ ላብራቶሪ ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ ቢዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒ ንተማልኡ መቅረብቲ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 26, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ንናይ ግቢና ተምሃሮን ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝውዕል ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዘመን ንካፍቴሪያ ተወዳደርቲ ዝወፅእ ምልክታ ኾይኑ ማለት ማይን መብራህትን ገዛን ብናይ ድርጅት ኮይኑ ካብ ብዓልኩም ድማ ካልኦት ኣድለይቲ ዝበሃሉ ነገራት ኣማሊእኹም ንኽትውዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 24, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 24, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ዓዲሽዑ ደብረ ብረሃን ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተክርስትያን ሓድሽ ህንፃ ኣብ ምህናፅ ይርከብ። በዚ መሰረት ነቲ ሓድሽ ህንፃ ቤተክርስትያን መስርሒ ዝኸውን ናይ 96 ዝተፈላለዩ መሳኹቲ ብረት ማዕፆ ስራሕ ኣወደዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ።ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 100 ብር ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ካብ ደብረብረሃን ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተክርስትያን ዓዲሽሁ ህንፃ ኮሚቴ ብምወሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 24, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲ ሹ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 24, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕቲ ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ 4ይ ደብሪ ብሎክ ረ ዝርከብ 2ተ ሰፋሕቲ ኣደራሻት ብውልቀ ይኹን ብውደበ ንክራይ ብናይ ባዕልኹም ወፃኢ ብምክፍፋል ንቢሮታት፣ንቡቲካት ፣ንሞባይል ኣክሰሰሪታት ፣ንጋርመንት፣ንኤሌክትሮኒክ ኣቅሑትን ካልኦት ተመሳሳሊ ትካላት ኣወዳዲሩ ብካሬ ከካሪ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 1, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 1, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/