ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2011 ንሕሙማት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሰብ መድሓኒት ሕክምና ናውቲ ናይ ላብራቶሪ ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ ቢዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒ ንተማልኡ መቅረብቲ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 26, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ንናይ ግቢና ተምሃሮን ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝውዕል ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዘመን ንካፍቴሪያ ተወዳደርቲ ዝወፅእ ምልክታ ኾይኑ ማለት ማይን መብራህትን ገዛን ብናይ ድርጅት ኮይኑ ካብ ብዓልኩም ድማ ካልኦት ኣድለይቲ ዝበሃሉ ነገራት ኣማሊእኹም ንኽትውዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 24, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 24, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ዓዲሽዑ ደብረ ብረሃን ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተክርስትያን ሓድሽ ህንፃ ኣብ ምህናፅ ይርከብ። በዚ መሰረት ነቲ ሓድሽ ህንፃ ቤተክርስትያን መስርሒ ዝኸውን ናይ 96 ዝተፈላለዩ መሳኹቲ ብረት ማዕፆ ስራሕ ኣወደዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ።ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 100 ብር ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ካብ ደብረብረሃን ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተክርስትያን ዓዲሽሁ ህንፃ ኮሚቴ ብምወሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 24, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲ ሹ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 24, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕቲ ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ 4ይ ደብሪ ብሎክ ረ ዝርከብ 2ተ ሰፋሕቲ ኣደራሻት ብውልቀ ይኹን ብውደበ ንክራይ ብናይ ባዕልኹም ወፃኢ ብምክፍፋል ንቢሮታት፣ንቡቲካት ፣ንሞባይል ኣክሰሰሪታት ፣ንጋርመንት፣ንኤሌክትሮኒክ ኣቅሑትን ካልኦት ተመሳሳሊ ትካላት ኣወዳዲሩ ብካሬ ከካሪ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 1, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 1, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕቲ ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ 4ይ ደብሪ ብሎክ ረ ዝርከብ 2ተ ሰፋሕቲ ኣደራሻት ብውልቀ ይኹን ብውደበ ንክራይ ብናይ ባዕልኹም ወፃኢ ብምክፍፋል ንቢሮታት፣ንቡቲከት ፣ንሞበይል ኣክሰሰሪታት ፣ንጋርመንት፣ንኤሌክትሮኒክ ኣቅሑትን ካልኦት ተመሳሳሊ ትካላት ኣወዳዲሩ ብካሬ ከካሪ ይደሊ።

  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 30, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 30, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስራሐቲ ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ 4ይ ደብሪ ብሎክ ረ ዝርከብ 2ተ ሰፋሕቲ ኣደራሻት ብውልቀ ይኹን ብውደበ ንክራይ ብናይ ባዕልኹም ወፃኢ ብምክፍፋል ንቢሮታት፣ንቡቲከት ፣ንሞበይል ኣክሰሰሪታት ፣ንጋርመንት፣ንኤሌክትሮኒክ ኣቅሑትን ካልኦት ተመሳሳሊ ትካላት ኣወዳዲሩ ብካሬ ከካሪ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 1, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 1, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ን2011 ዓ/ም ዝውዕል ናይ ኬምስትሪ ላባራቶሪ ኣቁሑትን ኬምካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፤በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 22, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

በቅዱስ ፍሬምናጠስ ኣባ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ለርቀት ትምህርት ኣገልግሎት የሚውል DX2330/DX2430 ሪዞግራፊ መሽን (ዲፕሊክተር) በጨረታ ኣወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰኞ መስከረም 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 21, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/