ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንዝተፈላለዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቑሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 13, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 7,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲ ንዘለዉ ሰራሕትኛታት ጋወንን ደምቢ ክዳን (የኒፎርም) ከስፍየሎም ይደሊ።ስለዚ ብናይ ባዕሎም ጨርቂ ሰፈዩም ከቅርቡ ካብ ዝክእሉ ነጋዶ ብጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ከስፊ ይደሊ።ነዚ ንምቅራብ እትኽእሉ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳቱ እናዓደምና ዶክመንት ጨረታ ኣብ ዝቕፅል ገፅ ኣሎ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 9, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 9, 2011 8:45 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ጉና የንግድ ስራዎች ሃላፊነቱ የተወሰነ የግል ማህበር ትግራይ ዋና ፅ/ቤት በመቀሌ ቅርንጫፍ የተለያዩ ዓይነት ያገለገሉ እቃዎች ባሉበት ሁኔታ በጨረታ ኣወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል። በዚህ ጨረታ ላይ ለመወዳደር በ2ኛ ገፅ በዝርዝር ለተገለፁት የጨረታ እቃዎች በጨረታው ተካፋይ እንድትሆኑ በኣክብሮት ይጋብዛል።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ማክሰኞ መስከረም 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምት 3, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምት 3, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣረኣያ ዘሪሁን ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ናይ ፅሕፈት መሰርሒ ኣቑሑት ፣ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት፣ ስነ ፅባቐ (cosmetics) ፣ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት /GMFA ብረታ ብረት ብየዳን፣ናይ ፅሬት ኣቑሑት፣ቅድን ሰፌትን መሳርሒ፣ናይ ቡንባ መሳርሒ ኣቑሑት፣ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት፣ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 16, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 16, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንሰራሕተኛታቱ ናይ ዓይኒ ሕክምና ግልጋሎት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማለኡ ተካላት ክትዋዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 13, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት/

ኒው ሚሊኒየም ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ንትካሉ ግልጋሎት ዘወዕሉ ናይ ስቴሽነሪ ኣቑሑት ብውሱን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ በቲ ቀሪቡ ስፔስፊኬሽን መሰረት ናይ ሓደ ዋጋ መሊእኩም ንክትሰዱልና ንሓትት። ካብ ዕለት 26/01/2011 ዓ/ም -02/02/2011ዓ/ም ተቅርቡ ትኽእሉ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 3, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ድርጅታችን ትግራይ ዉሃ ስራዎች ጥናት፣ ዲዛይንና ቁጥጥር ኢንተርፕራይዝ የተለየያዩ ላይሰንሰድ ሶፍት ዌር እቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል ስለዚህም ከዚህ በታች ያሉ መስፈርቶችና ግዴታዎች የምታሟሉ ተወዳዳሪዎች የማይመለስ 20.00 ብር በመክፈል ድርጅታችን ያዘጋጀው የጨረታ ሰነድ ወስዳቹህ እንድትወዳደሩ ጥሪ እናቀርባለን።።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰኞ መስከረም 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምት 9, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምት 10, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ዕዲጊት ሶፍትዌር/

ቤት ፍርዲ ወረዳ መረብ ለኸ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ኣቑሑት ፅሬት፣ኣቑሑት ሕትመት፣ሳይክልን ኣናእሸተይን ናይ ቢሮ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወደዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መረብ ለኸ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 14, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክተራት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን አብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ናይ ቀበሌ 03 ምምሕዳር ህንፃ ፕሮጀክት ዲዛይን ስራሕቲ ኣማኽርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሒ እተማልኡ ሕጋውያን ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 23, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 23, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ አብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ናይ ቤት ምኽሪ ህንፃ ዲዛይን ስራሕቲ ኣማኽርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሒ እተማልኡ ሕጋውያን ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 26, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 23, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 23, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/