ትካልና ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ዓይደር ፍሉይ ቦታ ዓዲ ሕሩስ ዝርከብ ሳይት ናይ ተፋሰስ ስራሕ ከስርሕ ስለዝደለየ ብደረጃ 8ን ልዕሊኡን ኮንትራክተራት ኣወዳዲሩ ምሉእ ናይ ንብረትን ኢድን ነበይኑ ናይ ኢድ ዋጋ ከስርሕ ይደሊ፤ በዚ መሰረት ነዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 9, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

Pathfinder International Ethiopia (PI/E) with consortium partner organizational is currently runs a Transformer. a primary health care project as four regions on Ethiopia, one of which is Tigray. This program provides high qualities reproductive health, family ,planning ,maternal and newborn child health which that improve the women and children in Ethiopia.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Friday 08th, March 2019 12:19 pm (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Friday 15th, March 2019 4:00 pm (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Friday 15th of March 2019 4:30 pm
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ Vehicle Spare Part/

ማሕበር ዛንታና ዓርሰ ሓገዝ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣብ ከባቢ ደብሪ ዝርከብ ቦታ ብሎክ ቁፅሪ 666 typology- 5 ህንፀቱ ንምስላጥ ስለዝደሊ ኣብዚ ዝስዕብ ዝተጠቀሱ ዝርዝር ስራሕቲ ስራሕ ክትሳተፉ እትደልዩ ተቋረፅቲ ህንፃ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 1, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 1, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

የሰሜን ሪጅን ኢትዩ ቴሌኮም የተለያዩ ዕቃዎች ይዞ የመጣ የጣዉላ ሳጥን፣ ያገለገለ ባለበት ሁኔታ በግልፅ ጨረታ መሸጥ ይፈልጋል።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ኣርብ የካቲት 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 7, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 7, 2011 8:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ንዝርከብ ማርታ መልጠኒ ማእከል ግልጋሎት ዝውዕል 01/ሓንቲ/ ናይ መብራህቲ ጀነሬተር ኣወዳዲራ ክትዕድግ ስለዝደለየት ንክትወዳደሩ ትዕድም፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 3, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 4, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ማዘጋጃ እንትጮ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ኤሌክትሮኒክስ ፣ናይ መብራህቲ ናውቲ /ኣቅሓ/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: እንትጮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 11, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ-ጉዶም ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ምቅራብን ምስፋይን እዚ ማለት ናይ ሰብ ሞያ ሓካይምን ካርዲ ክፍሊ ናይ ላብራቶሪ ወ.ዘ.ተ በቢ ባዕሎም ዓይነት ኣዳሊዩ ከቅርብ ስለዝደለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 6, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 6, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቢሮ ልምዓት ከተማ፣ ንግድን ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 3, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 3, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝ/ያ ቤት ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 3, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 3, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/