ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጥረ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድገ ስለዝደለየ ክጫረት ዝደሊትካል ካብዙ ንታሕቲ ብዝተቀመጠ ዝርዝር መሰረት ናይ ሐደ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 29, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 29, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2012ዓ/ም ዘበነ ት/ቲ ንቤት ትምህርትና ተምሃሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ፀባ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ስለዚ እዚ ግልጋሎት ንምሃብ ድሌት ዘለኩም ዝስዕቡ ረቓሕታት እተማልኡ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2012 4:20 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 3, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ጎማ መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ሰለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 28, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ን 2011/12ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሪኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ2012 ዓ/ም ናይ ዝተፈላለዩ መካይን ንፅገና ኣቅሑት ስፔር ፓርት መለዋወጢ ኣቅሑ ጎማታት ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከእድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ካምዝስዕብ ይከዉን

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 6, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 6, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ን 2011/12ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሪኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣብያተ ህንፀት ዝተፈላለዩ ንብረታት ንመሰልጠኒ ዝከዉን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከእድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ካምዝስዕብ ይከዉን

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 6, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 6, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

የትግራይ ክልል ግብርና ገጠር ልማት ቢሮ ከእንስሳት እና ዓሳ ሃብት ሴክተር ልማት ፕሮጅክት በተገኘ በጀት ከዚህ ደብዳቤ ጋር ኣባሪ በተደረገዉ ሠንጠረዥ ከዚህ ደብዳቤ ጋር በተጠቀሰዉ ዝርዝር መሰረት የፅሕፈት መሳርያ ዕቃዎች በፕሮፎርማ ብቁና በዘርፊ ህጋዊ ንግድ ካላቸዉ ኣቅራቢዎች ኣወዳድሮ በተቀመጠዉ መግለጫ መሰረት መግዛት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰኞ መስከረም 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 30, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 30, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚዘበን ዝኽበር ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ቱሪዝም ዝዉዕሉ ዝተፈላላዩ ሕትመት ከሕትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 28, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

በመቀሌ ገቢዎች ሚኒስትር ለቅርጫፋችን ጽ/ቤታችን ኣጎልግሎት የሚዉሉ የተለያዩ የሕትመት ለማሰራት ስለፈለግን ከታች ከተዘረዘሩ ባቀረብናቸዉ መሠረት የዕቃዎች ትክክለኛ ዋጋ በፕሮፎርማ ጠቅሳችሁ እንድታቀርቡ እንጋብዛለን

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰኞ መስከረም 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 27, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 27, 2012 10:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፍርዲ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንባዕሉ ንቤት ፍርዲ ወረዳ ሽረ እንዳስላሴን ንብረተት ማለት እዉን ፣ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናዉቲ ሕትመት ፣ ናይ ፌርኒቸር ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 24, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 11, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/