ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ እንትጮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ ናይ 2018 ዓም በጀት ዓመት በጀቱ ናይ ቤት መዘጋጃ እንትጮ ዋንነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ እንትጮ ዝኮነ አብ ቀበሌ 01 ፍሉይ ቦታ ናብ ኣሕፈሮም መለስ ሆስፒታል ዝወስድ መንገዲ ካብ መገንፀሊ ኣስፓልት ሆስፒታል ክስብ እንዳይከኣሎ ካብ እንዳይከኣሎ ክሳብ ግዝያዊ መሸጢ ከፍቲ ቀበሌ 01 ዝስርሕ ፕሮጀከት ኮድ ENT INF road maintaince ke 01/2018 ዓም ንምስራሕ ንሓርበኛ ጥራሕ ደረጃ 8 ጂሲን ኣርሲን ብርኪ ፋቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽን ሽርክና ማሕበራትን ወልቀ ኣንሸተይ ንግዲ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 29, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ናይ ዓድሽሁ ማዘጋጃቤት አብ ኸባቢ ኪዳነ ምህረት ንዘስርሖ ናይ ሰብ መሰጋገሪ ድልድል ከጫርት ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 1, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

አብ ዘባ ማእክለ ትግራይ ወረዳ ኣበርገላ የጭላ ንቤት መዘጋጃ ከተማ የጭላ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ኣብ ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ የጭላ ከባቢ ዳታዘዛ ቦይ ፋኛትራ ወይ ተፋሰስ ብደረጃ 8 ኣናአሽተይ ዘፈር ጠቅላላ ስራሕቲ ህንፃ መነግዲ ስራሕቲ GC ዘጠቃለለ ወይ ከዓ ዘፈር ስራሕቲ መንገዲ RC ደኣንት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 24, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 24, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታየጭላ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ2,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ፕሮጀክት ልምዓት ምንካያ ፅዕንቶ ስደተኛታታት ማለት ዉን DRIP2 ብዝተረከበ በጀት ኣብቲ ወረዳ ብዝርካብ ካብ ገጠር ዝባን ገደና ከላዉሎ ዘሳግር ድልድል ንምስራሕ ዝተትትሓዝ ትልሚ መሰረት ዝባን ገዳና ናብ ቁሸት ከላዉሎ ዝሰገር ድልድል ስራሕ ንምስራሕ መንገዲ ስራሕ ተኮናታሪ ማለተ እዉን RC ወይድማ ጠቅላላ ናይ መንገዲ ህንፃ ኮንስተራክሽን ማለት እዉን GC ፍቃድ ንዘለዎም ተወዳደርቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 10, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈትን ህንፀትን ምምሕዳርን መጎዓዝያ ዝርከብ ከይዲ ሰራሕ መንገዲ ምዕባለ ገጠር ኣብ 2018 ዓም ዋንነቱ ናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳር መጎዓዝያ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለ ገጠር ብናይ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓተ ምግቢ ማለት እዉን FSRP በጀት ድጋፍ ኣብ ጣብያ መደጎ ናይ መንገዲ ሰራሕቲ ፎርድ ምስ ደጋፊ መንደቅን ምሩፅ ሐመድን ምልባስን ምድግዳግን ስራሕ ብናይ ኮንስትራክሽን ማሽነሪታት ተጠቂሞም ናይ ፎርድ ኮንስትራክሽን ማለት እዉን RC ወይድማ ጀነራል ኮንስትራክሽን GC ስራሕቲ ፍቃድ ንግዲ ብዘለዎም ትካላት ንግዲ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 14, 2018 8:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 14, 2018 8:35 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ70,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ DRIP ካብ ሸራሮ ናብ ዓዲ ፀፀር መንገዲ ስራሕ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 9, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ200,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ፕሮጀክት ምድብ ሐደ መንገዲ ነበለት ፍላፍልን ማይቅነጣልን ምድብ ክልተ ፕሮጀክት መንገዲ ዉቅሮ ነበለት ፕሮጀክት መንገዲ ዉቅሮ ፕሮጀክት መንገዲ ዓዲግራት ፕሮጀክት መንገዲ ኣክሱም ፕሮጀክት መንገዲ ሸራሮን ናይ እግረኛ መጎዓዚ ቴራዞ ስራሕቲ ብንኡስ ስራሕቲ ተጫራቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 23, 2018 4:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ትሕዝቶ ምምሕያሽን ግዜ ምንዋሕን ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወለቅ ማሕበር ኣብ ከተማ ዉቅሮ ኣብርሃ ወኣፅባሃ ነበለት ፈላፍል ማይቅነጣል መንገዲ ፕሮጀክት ሎት ሐደ መንገዲ ነበላት ፈላፍል ማይ ቅነጣል ሎት ክልተ ዉቅሮ ነበለት መንገዲ ፕሮጀክትን ናይ ሮድ ማርኪንግ ስራሕቲን ብነኡስ ስራሕ ተቆራፂ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ከምዘጋወሐ ይፍለጥ እዩ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 4, 2018 4:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.01)162.60 (0.01)
180.26 (0.33)182.06 (0.33)
24 (0)24.26 (0.01)
9.66 (0.02)9.75 (0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ መስከረም 29, 2019
s