ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ እንዳባጉና ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ብናይ ቤት መዘጋጃ በጀት ኣብ ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ቀበሌ 01 ን 02 ናይ ዉሽጣ ዉሽጢመንገዲ ብዝተመረፀ ሐመድ ፅገናን ሐድሽ ፀፀር መንገዲ ንምስራሕ ደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ኣናእሽተይ ብመንግዲ RC ወይድማ ደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ኣናእሽተይ ጠቅላላ ኮንስትራክሽ GC ትካላት ንግዲ ንማሕበራት ኮንስትራክሽንን ዉልቀ ዳኣንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 7, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 7, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ45,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ዘፈር መንግስታዊ አገልግሎት ወረዳ ማእከል አድያቦ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ስራሕቲ ህንፀት ኣብ ጣብያ ከተማ ዓዲሃገራይ ዋንነቱ ንቤት መዘጋጃ ዓዲሃገራይ ዝኮነ ሐደ ብሎክ ህንፃ ኣብ መጀመሪያ እቲ ህነፃ ዝስረሐሉ ቦታ ዝረከብ ፅገና መንገዲ መፍለይ ቁፅሪ ዕደጋ 1 / 2016 ኣብ 2016 በጀት ዓመት ንክስራሕ ብናይ ቤት መዘጋጃ ዓዲሃገራይ በጀት ተታሒዝሉ አሎ በዚ መሰረት ደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ኣናእሸተይ ጠቅላላ ኮንትራክተር GC ዘለዎም ማሕበራት ስራሕ ተኮናተርቲ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 12, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 12, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ብናይ DRDP 2 ዝክፈል ካብ ጣብያ ዝባን ገደና ፀረጋ ናብ ከተማ ሸራሮ ኣብ ዝወስድ ምስፍሕፋሕ መንገዲ ማለት እዉን ሰረቪሲንግ ሐድሽ ፎርች ምፅጋን ድችን ደጋዊ መንድቅን ከስርሕ ስለዝደለየ ብጠቅላላ ኮንትራክተር GC ወይ ሮድ ኮንትራክተር RC ፈቃድ ንዘለዎም ትካላት ንግዲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 21, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 21, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2016 በጀት ዓመት ስራሕቲ ጣብያ ኣባይ ፀሃይ ፍሉይ ቦታ ማይ እንግዳ ኣብ ዝበሃል ከባቢ ተፋሰስ AXCY drainage high 0116 ንምስራሕ ደረጃ 8 RC /GC ብብርኪ ፈቃድ ደቀቅቲ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ብማሕበር ወይድማ ብዉልቀ ዳእንትን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 2, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 2, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ 50,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ስራሕቲ ጣብያ ንግስቲ ሰባ ፍሉይ ሽሙ ከባቢ ጳጉሜን መናፈሻ ተፈሳስ ንምስራሕ ደራጃ 8 RC/GC ብርኪ ፍቃድ ናይ ንእሽተይ ትካላት ዘለዎ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብናይ ኮንስተራክሽን ብዉልቀ ወይድማ ብማሕበር ድኣንትን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 19, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 19, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.01)162.60 (0.01)
180.26 (0.33)182.06 (0.33)
24 (0)24.26 (0.01)
9.66 (0.02)9.75 (0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ መስከረም 29, 2019
s