ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ ውቕሮ ኣብ ባጀት ዓመት 2016ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝወፀ ናይ መገጣጠሚ ትቦታትን መሳርሕታት ፅሕፈትን ፅሬትን ኤሌክትሮኒክስን ሞተር ፖርሽን ፤ ናይ ሞዴል 79 ቶዮታ መኪና ስፔር ፣ ስማንርት ፎን ሞባይል ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብረታ ኣወዳዲሩ ክግዝእ ይደሊ። ስለዚ ንዝስዕብ እተማልኡ ተወዳደርቲ

  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 20, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 9, 2016 6:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 10, 2016 6:00 Morning
  • Bid Bond: ናይ ጨረታ ቦንድ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሎት ዝተፈላለየ እዮም
  • Bid Document Price: ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሎት ዝተፈላለዩ እዮም
  • Tender Category መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንኮንስትራክሽን ሱር መቀለ ሪል እስቴት ፕሮጀክት ስራሕ ግልጋሎት ዝዉዕል ብሃርዛፍ ዲያሜትር በዓል 10 ሳሜ 5475 ብቁፅሪ በዓል 12 ሳሜ 2755 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ የካቲት 21, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 11, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 11, 2016 4:15 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ወረዳ ሰሓርቲ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ንናይ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሰራሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ የካቲት 21, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 28, 2016 8:30 Morning (closed)
  • Location: ሳሓርቲ ሳምረ
  • Bid Opening Date: የካቲት 28, 2016 8:45 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ንኣብያት ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 20, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 7, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: ፀገዴ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 7, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንበዓል መዚ ሐለዋ ከባቢን ለዉጢ ነባሪ አየርን ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዳታቤዝ ማናጅመንት ሶፍትዌር በቲ ቀሪቡ ዘሎ ዝርዝር ማለት እወየን ስፐስፊኬሽን ኣብ ዉሸጢ ሰለስተ አዋርሕ አታአታቲዉ ዝዉዳእ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 20, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 29, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 29, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: 2,000.00
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/

የትግራይ ክልል ጊዝያዊ ኣስተዳደር ጤና ቢሮ ከታች በሎት የተጠቀሱ እቃዎች ከህጋውያን ነጋዲዎች በጨረታ ኣወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል ስለዚህ መስፍርቱን የምታሟሉ ህጋውያን ተወዳዳሪዎች እንድትሳተፉ ይጋብዛል።

  • Posted Date: ሓሙስ የካቲት 21, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 5, 2016 6:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 6, 2016 6:00 Morning
  • Bid Bond: ለሎት-1 ብር 50,000 እና ለሎት2 ብር 20,000
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ቡምባ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 20, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 23, 2016 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 23, 2016 9:01 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: -
  • Tender Category ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

መቐለ ህዝባዊ መድሓኒት መቐለ / ከነማ ፋርማሲ/ ናይ ሰብ መድሓኒት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 20, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 23, 2016 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 23, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ማእከል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንዉጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ዝዉዕል እንkkሖ ብዉስን ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድገ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 19, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 25, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 25, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 30,000.00
  • Bid Document Price: 150.00
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

ማእከል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንዉጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ዝዉዕል ጸባ ብዉስን ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድገ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 19, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 25, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 25, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 30,000.00
  • Bid Document Price: 150.00
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /