Tigray Health Bureau invites sealed Bids from eligible and qualified bidders for the supply of Desktop Computers

  • Posted Date: Wednesday 06th, March 2024 11:53 am (over 2 years ago)
  • Closing Date: Wednesday 03rd, April 2024 9:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Wednesday 03rd of April 2024 9:01 am
  • Bid Bond: 100,000.00
  • Bid Document Price: 600.00
  • Tender Category Computer Sales and Accessories/ Electronic Equipment & Accessories/

ኣብ ወረዳ ኣድያቦ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲሃገራይ ብናይ ቤት መዘጋጃ በጀት ዝክፈል ዝተፈላለዩ ከይዲ ስራሕ ንመሰረተ ልምዓተ ከተማ አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ ማለት አዉን ፈርኒቸት : ቶታለ ስቴሽን : መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ደገ መብራህቲ ማለት አዉን ፓዉዛ : ኣቅሑት ፅሬት : ዕጥቂ ስፖርትን ዝተፈላለዩ ናዉቲታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 6, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 6, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ንኣብያተ ትምህርትን ንቢሮን ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ፈርኒቸር ኢምፖርትድ ፡ ናይ ኢንፎርሚሽን ኮምኒኬሽን ቴክኖሎጂ ኣቅሑት፡ ናይ ቢሮ ዋርዲ ሐለዋ ግልጋሎት ፡ መሳርሒ ፅሕፈት ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 6, 2016 8:45 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 7, 2016 9:00 Morning
  • Bid Bond: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • Bid Document Price: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • Tender Category መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ስራሕቲ ሓለዋ/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ካብ (GRGE–GCF) ፕሮግራም ሞተር ሳይክል ካብ UIIDP በጀት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ምንግዛእ ብምድብ መቂሉ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 4, 2016 4:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 4, 2016 5:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ Deployement and Implementation of Organizational Capacity Development and Standardization ዝብል ርእሲ ዝሐዘ ፕሮጀክት ዝምልከቶም ሰብ ሞያታት አወዳዲሩ ከስርሕ ማሕበር ልምዓት ትግራይ Deployement and Implementation of Organizational Capacity Development and Standardization ዝብል ርእሲ ዝሐዘ ፕሮጀክት ዝምልከቶም ሰብ ሞያታት አወዳዲሩ ከስርሕ

  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 7, 2016 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 8, 2016 9:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ/ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/

ብሩህ ተስፋ ናይ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ /ዝ/ ው/ ማ ን 2016 ዓ.ም ናይ ስራሕ ዓመት ዘድሊ ናይ ሰራሕተኛታት ናይ ደነቢ ክዳውንቲ (ዩኒፎርም) ከቕርቡ ዝኽእሉ

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 22, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 14, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 14, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ኣብ ውሽጢ ግቢ ኮሌጅና ካፍተርያ ኬፌ ክራይ ዝብላዕን ዝስተን ብፕሮፎርማ ኣጫርቱ ከወዳድር ስለ ዝደለየ ኣፍቲ ዘፈር ግልጋሎት ዝተዋፈርኩም ነጋዶ ከትወዳደሩ ዝትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 22, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 26, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 26, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ካፌን ሬስትራንትን/

ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር መኪና ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ክንገዝእ ንደሊ ።

  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 22, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 27, 2016 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 27, 2016 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/