ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 08:00 Afternoon (closed)
  • Location: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 08:30 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት: ሕትመት :ኤሌክትሮኒክስ :ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት :ናይ ሕክምና ኣቅሑት :ናይ ጀነሬተር :ስፔር ፓርትን ቅብኣትን: ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 03:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 03:45 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ንሆስፒታል መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 09:00 Afternoon
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2016ዓም ንእሽተይ ባትሪ ንማይክ ዋየርለስ ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ሕዳር 12, 2016 03:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ሕዳር 12, 2016 04:00 Morning
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሐደር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ንበጀት ዓመት 2016 ዓም ቀለብ እንስሳ ዝከዉን ናይ ፀባ ላሕሚን ምጥን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 26, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ሕዳር 5, 2016 03:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ሕዳር 5, 2016 03:30 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓደዋ ኣብ 2016 ዓም ንከይዲ ስራሕቲ ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንግልጋሎት ዝተፋላለዩ መሳርሒ ፅሕፈታትን ኣቅሑት ኤሌክትሮነክሲን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 26, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Location: ዓድዋ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 04:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 150.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሱር ኪንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ማለት እዉን መለዋወጢ ኣቅሑት : ሓሸዋ : ዝተፈላለዩ ዓይነት ምስማር : ሽቦ : ጣዉላ ሞራለ : ኬሚካል :ቫይቪሬተርን ካልኦትን ካብ መቅረበቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 26, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ጥቅምቲ 26, 2016 06:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ -18, 1745 06:00 Afternoon
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/

ትካል አርት ፊዝዩቴራፒ ማእከል መቀለ ዝተፈላለየ ናይ ፅሬት መሳርሒ ናዉቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 24, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 30, 2016 03:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 30, 2016 03:01 Morning
  • Bid Bond: 5%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/