መቐለ ቤት ህንፀት ንሰራሕተኛታትን ንሕጊ ተሃነፅቲን ን2016 ዓም በዓል 45 ሰብ ትሕዝ ኣዉቶብስ መኪና ሰርቪስ ንምሃብ ምስ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 24, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰንበት ሕዳር 9, 2016 03:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰንበት ሕዳር 9, 2016 04:00 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መኪና ክራይ/

መቐለ ቤት ህንፀት ንሰራሕተኛታትን ንሕጊ ተሃነፅቲን ን2016 ዓም በዓል 45 ሰብ ትሕዝ ኣዉቶብስ መኪና ሰርቪስ ንምሃብ ምስ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 24, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰንበት ሕዳር 9, 2016 03:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰንበት ሕዳር 9, 2016 04:00 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መኪና ክራይ/

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ጠሙር ዕድጊት ንከተማ ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈትመሳርሒ: ኤሌክትሮኒክስ : ንፅሬት ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 04:30 Morning
  • Bid Bond: በቢ ዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኩለን ኣብያተ ዕዩ እቲ ወረዳ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ክገዝእ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ቀዳም ሕዳር 8, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Location: ራያ ዓዘቦ
  • Bid Opening Date: ቀዳም ሕዳር 8, 2016 04:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳር ወረዳ ሰየምቲ ኣዲያቦ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፋላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 05:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 05:30 Morning
  • Bid Bond: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ጋልቫናይዝድ ቱቦታትን ናይ ማይ ብረት መገጣጠሚታትን ናይ ማይ ቆፅርቲ ናይ ቴክንካል ኣቅሪቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ሕዳር 5, 2016 05:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ሕዳር 5, 2016 08:30 Afternoon
  • Bid Bond: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቢሮ ሰለምን ፀጥታን ክልል ትግራይ ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፐር ፓርት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 22, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 30, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 30, 2016 04:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ጉዳይ መናኣሰይ ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ኤሌክትሮኒክስን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 22, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 27, 2016 03:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 27, 2016 04:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/