ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተሙ ኣብያተ ፅሐፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት እሌክትሮኒስከ: ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ናይ ደገ መብራህትን : ሞተር ሳይክልን ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረከበ ሓገዝ ማለት እዉን UIDP በጀት መሰረተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 4, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 04:30 Morning
  • Bid Bond: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፈይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፋላለየ ንብረት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተር ኣቅሑት መለዋወጢ ኮምፒተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 4, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 13, 2016 05:00 Morning (closed)
  • Location: ታሕታይ ኣድያቦ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሕዳር 13, 2016 05:30 Morning
  • Bid Bond: 15,100.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

የመቀሌ እቅድና ፋይናንስ ፅ/ቤት ለመቀለ ከተማ ሴክተር ፅህፈት ቤቶች አገልግሎት የሚዉሉ የተለያዩ ኣይነት የኤሌክትሮኒከስ እቃዎች ሞተር ሳይክሎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሰኞ ኅዳር 3, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ማክሰኞ ኅዳር 18, 2016 03:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ማክሰኞ ኅዳር 18, 2016 04:00 Morning
  • Bid Bond: 100,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምም/ር ፋይናንስን ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ 2016 በጀት ዓመት 1ይ ዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቂሉ/LOT / ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Location: ሃገረ ሰላም
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 04:30 Morning
  • Bid Bond: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት በዚ ዘርፊ ፍቃድ ካብ ዘለኩም መቅረብቲ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ ይዕድም

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ሕዳር 12, 2016 03:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ሕዳር 12, 2016 03:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሽረ ናይ ምንፃፍ እምኒ ማለት እዉን ኮቡል ስቶን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ስለዝደሊ እዞም ስዒቦም ዝዝርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሕዳር 10, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Location: ሽረ
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሕዳር 10, 2016 04:15 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክንክ መቀለ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ካብ መንግስቲ ብዝተፈቀደሉ በጀት ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት ክልተ መሳርሒ ህንፃ ሰለስተ አቅሑት ኤሌክትሪክ 4 ኤሌክትሮኒክስ ሓሙሽተ መለዋወጢ አቅሑት መኪና ማለት እዉን ስፔር ፓርት ሽድሽተ መሳርሒ ፅሬት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሕዳር 21, 2016 03:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሕዳር 21, 2016 03:30 Morning
  • Bid Bond: በቢዘርፉ ይፈላለየ እዩ
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ነቅሰገ ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 08:00 Afternoon (closed)
  • Location: ወረዳታት ዞባታትን
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 08:30 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እንዳሞኮኒ ንዝተፋላለየ ኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ፅሬት መሰርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 13, 2016 08:00 Afternoon (closed)
  • Location: መኮኒ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሕዳር 13, 2016 08:30 Afternoon
  • Bid Bond: በቢዘርፉ ይፈላለየ እዩ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/