ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ጎማን ናይ ሕትመት ስራሕቲን ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዚ ግልፂ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 7, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሕዳር 24, 2016 03:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሕዳር 24, 2016 04:00 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ኣቅሑት መለዋወጢ እስፔር ፓርት ን2016 ዓም ብስሩዕ በጀት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 7, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሕዳር 17, 2016 08:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሕዳር 17, 2016 08:30 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ፕሬዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን ግልጋሎት ዝርከቡ ኣብየት ፅሕፈት ካብኔ ሴክተሪያት ዩኒዲቢን ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ቪድዩ ካሜራ: ኮምፒተር :ላፕቶፕ ፕሪንተር ወዘተ ኣቅሑት መለዋወጢ መካይን :ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 7, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 06:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 06:02 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ልስሉስ ኮንዲት በዓል 6 ሚ ሜትር በዝሒ 35 ሽሕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሽይጥ ስለዝደለየ ኣብ ታሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ ረቆሒታት እተማልኡ ተወዳደድርቲ ንክትሳተፉ ይዕድም

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 04:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ አብ ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ፅሕፈቱ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣናእሸተይ ኣቅሑት ኢሉ እዉን ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 03:30 Morning (closed)
  • Location: ሕንጣሎ ዋጅራት
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 04:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

በዓል መዚ እቶት ክልል ትግራይ ን2016 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ከልኣት ቀወምቲ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 07:30 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 08:00 Afternoon
  • Bid Bond: 17,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ 2016 በጀት ዓመት ካብ ባንኪ ዓለም ዝተረከበ ዝተፈላለየ ቀወምቲ ኣቅሑት: ናይ ደገ ምብራህቲ ማላት እዉን ፓዉዛ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒከስ :ናይ ማይ ትቦ : ናይ ደገ ሓፂን ፓሎ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሕዳር 17, 2016 03:00 Morning (closed)
  • Location: ዉቅሮ
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሕዳር 17, 2016 03:30 Morning
  • Bid Bond: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ሻሂ ቡና ማተሪያል (Cofee/tea Materials )ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሕዳር 14, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሕዳር 14, 2016 04:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናገዛ ኣቁሑት/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ኢድ ሞያ ስልጠና ዘድልዩ (Skill Building Materials )ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሕዳር 14, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሕዳር 14, 2016 04:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ኮስሞቲክስ ማተሪያል (Beauty and care Items )ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሕዳር 14, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሕዳር 14, 2016 04:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/