World Vision Ethiopia, Northern Program HUB wants to purchase Female Breading Goats and Sheep to distribute for community.

  • Posted Date: Thursday 25th, April 2024 12:00 pm (over 2 years ago)
  • Closing Date: Thursday 09th, May 2024 2:30 pm (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Thursday 09th of May 2024 3:00 pm
  • Bid Bond: 1%
  • Bid Document Price:
  • Tender Category Agricultural Services/ Agricultural Raw Material/

ቢሮ ማይን ኢነርጀን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ፅሬት ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • Posted Date: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 22, 2016 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 22, 2016 3:10 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

DoC desires to purchase food item/vegetable oil.

  • Posted Date: Thursday 25th, April 2024 12:00 pm (over 2 years ago)
  • Closing Date: Tuesday 30th, April 2024 10:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Tuesday 30th of April 2024 10:30 am
  • Bid Bond: 30,000
  • Bid Document Price:
  • Tender Category Food Items Supply/

ኮሌጅ መምህራን ኣመራርሓን ትምህርትን ዓድዋ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓም ንምምህር ምስትምሃር ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት እዉን ኤሌክትሮኒክስ : ፃዕዳ ቦርድን : ማርከር ፃዕዳ ቦርድን : ስቦንጅ ፍርንሽ : ኬሜካል ላብራቶሪ : ቀለማት ህንፃ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 30, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: ዓድዋ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 30, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 150.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ኣብ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሬክቴሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ግልጋሎት ንዝህብሞ ቤት ፅሕፈታት ትካልን ካብኔ ሲክታሪያትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ : ባትሪ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 27, 2016 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 27, 2016 11:31 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ንቤት ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተርሳይክላት: መሳርሒ ፅሕፈትን: ፍርናሽን አወዳዲሩ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 29, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሽረ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 29, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንውጉኣት ተጋደልቲ ግልጋሎት ዝውዕል ዝርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ናይ ዕሬት ኣቑሑት ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 29, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 29, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 50,000
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቤት ማገጃ ክ/ከ/ሓወልቲ 1/ሓንቲ/ ሞቶር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ሰለዚ በዚ ዘርፊ ዝተመዘገብኩም መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 28, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 28, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መኾኒ ንዝተፋላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ቤትፅሕፈት ንብረታት ማለት እዉን ናይፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፥ ኤሌክትሮኒክስ፥ ሞተር ሳይክል ናይ ሞተር ሳይክል ጎማ፥ ፅሬት ኣቑሑን፥ ተኸሊታት ዝኸዉን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪትና ክንገዝእ ስለዝደለና ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም፣፣

  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ሚያዝያ 30, 2016 3:30 Morning (closed)
  • Location: መኮኒ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 30, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/