ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረደ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ብ ገበርቲ ሰናይ ዝተመደበሉ በጀት ንናይ ዘፈር ቁጠባ ዘገልግል ናይ ገዛ ኣቅሑት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥሪ 16, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 28, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ቆላ ተምቤን
  • Bid Opening Date: ጥሪ 28, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናገዛ ኣቁሑት/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሽንት ቤት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥሪ 16, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 25, 2018 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 25, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond: 2,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ Expertise france funded project ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኪራይ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትካረይ ሰለዝደለየት

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 18, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 18, 2018 8:35 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መኪና ክራይ/

ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሽንትቤት አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 25, 2018 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 25, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ድርጅትና ከሳቴ ብርሃን መ/ኮሌጅ ቅድም ክብል ንዝጀመሮ G+10 ንሓደ ወለል ኣሌሚንየም ምስ ኣክሰሰሪኡን መስተዋትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • Posted Date: ኣርብ ጥር 15, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ጥር 25, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥር 25, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/ መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት/

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ንፊኖ ዝኸውን ፅርየቱ ዝሓለወ ደረቕ ጥረ ስርናይ፡ዘይቲ ብልዒ፡ሸኮር፡ ዓተር ክክዕ (ብቢሮ ዝቐርብ ሳምፕል መሰረት) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 30, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 30, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 19, 2018 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 19, 2018 2:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ ::

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 20, 2018 10:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 20, 2018 10:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/