ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNICEF funded project ግልጋሎት ዝዉዕል፡- Stationery Coffee Tea Materials Materials to Equip WGSS Sites Materials for Furnishing Refreshment items ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 6, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 6, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናገዛ ኣቁሑት/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ን ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕላ ኮምፕዩተራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 7, 2018 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 7, 2018 9:30 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ መኪና ከላዉዶ ኣዋዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 7, 2018 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 7, 2018 3:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 15, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 16, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ሴክሬታሪ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ጀኔነተር ወይም ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 4, 2018 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 6, 2018 2:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ስራሕ ክዳን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 10, 2018 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 10, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ SN ዝተብሃለ ገባሪ ሰናይ ትካል ብምትሕብባር ኣብ በጀት ዓመት 2018 ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ሰሙን 3 ጊዜ (ሰኑይ ሰሉስ፡ ሓሙስ) ምግና ተምሃሮ (ባኒ፣ ዐባ/ርግኦ) ከካይድ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 10, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 11, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ፅገና ተሽከርከርቲ ደረጃ 4ዯን ልዕሊኡን ዝኮኑ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 21, 2018 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 21, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ፅገና ተሽከርካሪ/