ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ Expertise france : መኪና ክራይ ብ proforma ክትካረ ትደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 22, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 25, 2018 4:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 25, 2018 4:35 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መኪና ክራይ/

ቢሮ ትምህርት ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥሪ 23, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: የካቲት 5, 2018 8:45 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 6, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲሃገራይ ብበጀት እቲ ቤት መዘጋጃ ዝክፈል ዝተፈላለዩ ከይዲ ስራሕቲ እታ ከተማ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ዉፅኢት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ሞተር ሳይክል :ሳይክል : ኦባማ ዝዓይነተ ኣሲዙ ናይ ፅዕነት መኪና : ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ዉፅኢታት ሓፂን መፂንን ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ጥሪ 23, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 26, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 26, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: መሳርሒ ፅሕፈት 10000 ቅርሺ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 30000 ቅርሺ :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ 30000 ቅርሺ : ሞተር ሳይክል 20000 ቅርሺ :ሳይክል 10000 ቅርሺ : ናይ ፅዕነት መኪና 50000 ቅርሺ : ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር 20000 : ዉፅኢታት ሓፂን መፂንን 30000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 1,000.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት መኪና/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ካብ CALM በጀት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ንምግዛእ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 22, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: የካቲት 6, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 6, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 110,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ ኤሌክትሪ ኣቕሑትን ንድሪብ ግልጋሎት ዝውዕል ቲትሮን ጨርቂ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 22, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 26, 2018 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 26, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኩባንያና መስፍን ብረታ ብረት ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ንትካልና ሰራሕተኛ ሰርቪስ ግልጋሎት ዝውዕላ 60 ሰብ ዝሕዛ ክልተ /02/ ናይ ኣውቶብስ ክራይ ንሰለስተ ወርሒ ብቕሉዕ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 22, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: የካቲት 4, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 4, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 30,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መኪና ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ አዕቢ ን2018 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረት ዓማዊል፣ንመስመር ፅገናን ሕድሳት መስመርን ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ፍቲንግታትን HDPE ትቦን መገጣጠምን ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 22, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: የካቲት 11, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: Atsbi
  • Bid Opening Date: የካቲት 12, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond: 30,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ዓዲግራት ዮኒቨርሲቲ ኤልትሮኒክስ እቃዎች ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • Posted Date: ሓሙስ ጥር 21, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥር 23, 2018 11:25 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ጥር 23, 2018 11:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ዓዲግራት ዮኒቨርሲቲ ከለር ፕሪንተር ግዥ (ለ3ኛ ግዜ የወጣ) 2018

  • Posted Date: ሓሙስ ጥር 21, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥር 23, 2018 11:26 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ጥር 23, 2018 11:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/