ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንናይ ከተምኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝህባ መካይን ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሕዳር 16, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሕዳር 16, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ኣብ ወረድኡ ንዘለዎ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ን 2018 ዓም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናሽተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ናይ ፅሬት መሳርሒ :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: ናይ እንስሳ መድሓኒት ናዉቲ መሳርሕን: ናይ ሞትር ሳይክል ጉልበት ፅገናን : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ከስርሕን ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሕዳር 15, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: ራማ
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሕዳር 15, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond: 35,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳምረ ንኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈትን : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሕዳር 8, 2018 08:30 Afternoon (closed)
  • Location: ሳሓርቲ ሳምረ
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሕዳር 8, 2018 08:45 Afternoon
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ መኪና ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሕዳር 1, 2018 11:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 03:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ዓቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርቲ ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ፕሮፎርማ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ክራን መልዓሊ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ግልጋሎት ስለ ይደሊ::

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሕዳር 1, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሕዳር 1, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መኪና ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅ/ት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ኣቕሑት ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ብምልጣፍ ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ሰንበት ሕዳር 7, 2018 03:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰንበት ሕዳር 7, 2018 04:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሕዳር 1, 2018 09:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሕዳር 1, 2018 09:30 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሕዳር 1, 2018 11:00 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 03:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/