ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታትሕቲ ዝተጠቀሱ ናይ ፅሬት ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት፦::

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 26, 2018 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 26, 2018 8:20 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ እንትጮ ኣብ ናይ 2018 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝር ዝዕደጉ ንብረታት ናይ ፕላምፒንግ ባንባ ኣቁሑን/እሌክትሪኒክስ ኣቁሑ፡ፅሕፈት መሳርሒ ሞተር ሳይክል ኮይኖም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 13, 2018 6:05 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 13, 2018 8:00 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ G+10 3ይ ወለል ህንፃ ናይ ፊኒሽን ማተርያል ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 30, 2018 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 30, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር /

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና ኣቁሑት ፣ፊልትሮ ዘይቲን ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 26, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 27, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ ኣብ 2018 ዓም ንሴክተራት ካብ ዝተመደበሎም በጀት ንግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ደምብ ሊብሲን ኤሌክትሮኒክስን ፕላስቲ ቱፖ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ሕዳር 22, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 7, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዓድዋ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 7, 2018 4:15 Morning
  • Bid Bond: ብቢ ሎቱ ይፈላላ እዩ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብታ ከተማ ንዝርከቡ ቤት ፅሕፈታት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት ናውንቲ ፀሬት ኮምፒተርን መለዋወጢ ኮምፒተርን መላወወጥን መኪናን ሞተርን ንስራሕቲ ሕትመት ዝውዕሉ ናይ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት ዕጥቂ ስፖርት ናይ እንስሳ መድሃኒትን ናውንቲ ሕክምና ናውንቲ ኤሌክትሪክ ማለት ውን ዓባይ ጀነረተርን ዘይቲ ሞተርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ሕዳር 20, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 6, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ታሕታይ ኣድያቦ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 6, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: ብቢ ሎቱ ይፈላላ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ዋንነተን ናይቲ ቤት ፅሕፈት ዝኾና ሞተር ሳይክላት ፅገና ንምክያድ ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከፀግን ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 23, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 26, 2018 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: -18, 1745 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንሰን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት 2018 ዓ/ም ናይ መደበኛ በጀት ጥሙር ዕድጊት ናይ ማኪና ስፔር ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 23, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 3, 2018 4:30 Morning (closed)
  • Location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 3, 2018 4:40 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

መ/ሆስፒታል 11 ለካቲት ሊድ በሪ ብግልፂ ጨረታ ክንገዝእ ንደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 23, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 30, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 30, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ንደቀመዛሙርቲ ቀለብ ዝኸውን ዝተፈላለየ ዓይነት ናይ ፀብሒ ኣእኻል ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 23, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 30, 2018 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 30, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /