ማሕበር አትክልት ፍራምረን ማእኸል ዕዳጋ መቀለ ኣብ ናይ 2018 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ መቀለ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ፍሉይ ቦታ ኣብ ሚዘር 70 ካሬ ንዝስራሕ ፕሮጀክት ናይ ስትራክቸራል ኤሌክትሪካል ኮንዲት ዝርገሐን ሳኒተሪ ዝርገሐን G+1 ዘመናዊ ማእከል ዕዳጋ (mall) ናይ ስትራክቸራል ስራሕ ናይ ኮንስትራክሽን ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 17, 2018 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 17, 2018 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ኣብ ከባቢ ሃይቅ መስሓል ናይ ማይ ፋብሪካ ፕሮጀክት ናይ ኬንችን ቆርቆሮ ስራሕቲ ንምስራሕ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 16, 2018 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 16, 2018 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ዓ/ዓዲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ 2018 ዓ/ም ናይ ማይ ቱቦታትን መገጣጥም ፣ ናይ ማይ ቖፀርቲ ናይ ኤለክትሪክ ኣቕሓን ፅሕፈት መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 30, 2018 03:20 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 30, 2018 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ብቢ ሎት ይፈላላ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንከተማ እንትጮ ማይ ግልጋሎት እትዉል ሓንቲ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 14, 2018 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 14, 2018 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ኢንስቲዩቲት ምርምር ጥዕና ንፈዉስ ምግቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ንጥረ ነገራት : መዓሸጊ ፈዉሲ ምግብን : ቀረብ ሕክምናን ኣቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 16, 2018 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 16, 2018 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ናይ ንጥረ ነገራት 10000 ቅርሺ: መዓሸጊ ፈዉሲ ምግብን 5000 ቅርሺ : ቀረብ ሕክምናን ኣቅሑት 5000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናውተ ሶላር

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ የካቲት 9, 2018 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 18, 2018 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 18, 2018 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ኣክሱም ዩኒቨርስቲ የቴክስታይል ዎርክሾፕ እና ላብራቶሪ እቃዎች ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ የካቲት 9, 2018 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 17, 2018 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 17, 2018 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 35,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ኣክሱም ዩኒቨርስቲ የስፖርት ቁሳቁሶች እና መለዋወጫዎች ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ የካቲት 9, 2018 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 17, 2018 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 17, 2018 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 35,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

ኣክሱም ዩኒቨርስቲ የተለያዩ የምግብ ቤት ቁሳቁሶች ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ የካቲት 9, 2018 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 17, 2018 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 17, 2018 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 40,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናገዛ ኣቁሑት/

ኣክሱም ዩኒቨርስቲ ድጋሚ የወጣ የምግብ ዘይት 2018 ዓ/ም ለምግብ ግብአት የሚውል ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ የካቲት 9, 2018 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 11, 2018 05:10 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 11, 2018 05:20 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /