Provision of independent external audit services for NOLAWI for fiscal year 2025, including audit of financial statements, review of accounting records, internal controls, and issuance of Management Letter and Independent Auditor's Report

  • የተለቀቀበት ቀን: Monday 16th, February 2026 12:00 pm ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Wednesday 18th, February 2026 5:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 30th of November -0001 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Accounting Related/ Auditing Related/

ወረዳ እንዳ መኮኒ ቤት ፅሕፈት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ እንዳ መኾኒ ንሰላምን ፀጥታን ግልጋሎት ዝትህብ መኪና ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ የካቲት 9, 2018 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 24, 2018 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 24, 2018 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ማዛጋጃ ከተማመኾኒ ንዝተፋላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ቤት ፅሕፈት ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፣ ኤሌክትሮኒክስ፥ ናይ ግብርናን ኮንትራክሽንን መሳርሒ ኣቑሑት ዝኸዉን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪትና ክንገዝእ ስለዝደለና

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ የካቲት 9, 2018 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 24, 2018 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 24, 2018 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 1,500.00
  • የጨረታ ምድብ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ናይ ላፕቶፕ ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ የካቲት 9, 2018 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 12, 2018 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 12, 2018 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

Mums for Mums Invitation to qualified bidders forSupplying of Medical Equipment's

  • የተለቀቀበት ቀን: Saturday 14th, February 2026 4:00 pm ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Wednesday 18th, February 2026 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Wednesday 18th of February 2026 10:15 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 30,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ Laboratory Equipments/ Pharmaceutical Products/Medicines/

Mums for Mums Invitation to qualified bidders for Rendering of Printing Services

  • የተለቀቀበት ቀን: Saturday 14th, February 2026 4:00 pm ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 17th, February 2026 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 17th of February 2026 10:15 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 30,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ Printing & Publishing Service/

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ካብ 70 ካሬ ከባቢኡን ናብ ፋብሪካ ስሚንቶ ንሰራሕተኛታት አገልግሎት ሰርቢስ ንጉሆን ምሸተን ኣብፂሕካ ንምምላስ ንሰርቪስ አገልግሎት እትዉዕል ቀዳማይ ብርኪ ሃይርፉን : ኮስተር ሚኒባስ መኪና ብጨረታ አወዳደሪ ዉዕሊ ብምእሳር ክስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 7, 2018 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 14, 2018 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 14, 2018 04:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣፅቢ እንዳስሰላሴ ነዚ ስዒቡ ዘሎ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 7, 2018 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 13, 2018 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: Atsbi
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 13, 2018 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ሀ ዝተዘርዘሩ 5000 ቅርሺ : ኣብ ለን ሐን ዘለዉ ድማ 25000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 1,500.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

አብ ዘባ ማእክለ ትግራይ ወረዳ ኣበርገላ የጭላ ንቤት መዘጋጃ ከተማ የጭላ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ኣብ ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ የጭላ ከባቢ ዳታዘዛ ቦይ ፋኛትራ ወይ ተፋሰስ ብደረጃ 8 ኣናአሽተይ ዘፈር ጠቅላላ ስራሕቲ ህንፃ መነግዲ ስራሕቲ GC ዘጠቃለለ ወይ ከዓ ዘፈር ስራሕቲ መንገዲ RC ደኣንት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 7, 2018 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 24, 2018 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: የጭላ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 24, 2018 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/