ቢሮ ሕርሻ ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ሎት ሐደ ዘርኢ ኣሕምልቲ ገደና ሎት ክልተ ሶላር ዋተር ፓምፕ ሎት ሰለሰተ ናይ ደርሆ መመገቢ ኣቅሑትን ናይ ገዛ ኣቅሑትን ሎት ኣርባዕተ ናይ ደርሆ ቀለብ መኖ ሎት ሓሙሸተ ብንጥረ ምግቢ ዝበልፀጉ ዘርኢ ዕፉን ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ የካቲት 30, 2018 (2 months ago)
  • Closing Date: መጋቢት 14, 2018 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 14, 2018 3:35 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናገዛ ኣቁሑት/ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ሕርሻ መሺነሪ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሃገረ ሰላም ኣብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዩ እታ ከተማ ዝጥቀማላ መሳርሒታት ኣቅሑት ሓይሊ መብራህቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ የካቲት 30, 2018 (2 months ago)
  • Closing Date: መጋቢት 5, 2018 3:00 Morning (closed)
  • Location: ሃገረ ሰላም
  • Bid Opening Date: መጋቢት 5, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 1,000.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲዳዕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እትዉዕል ናይ ፅዕንት ተሽከርካሪት መኪና ብዝወፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ የካቲት 30, 2018 (2 months ago)
  • Closing Date: መጋቢት 16, 2018 3:00 Morning (closed)
  • Location: ዓዲ ዳዕሮ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 16, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond: 150,000.00
  • Bid Document Price: 5,000.00
  • Tender Category ዕድጊት መኪና/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ አብ ከተማ አብ ዉሽጢ ጣብያ ፖሊ ንዝስራሕ ኮዕቲ ማይ አብ ዘፍር ብዝነጥፉ ደቀቅቲ ትካላት ንግዲ አወዳዲሩ ከኮዕት ስለዝደሊ በዚ ዘፈር ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ቀዳም የካቲት 28, 2018 (2 months ago)
  • Closing Date: መጋቢት 8, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሽረ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 8, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 25,000.00
  • Bid Document Price: 2,000.00
  • Tender Category ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ኣብ ወረዳ አበርገለ የጭላ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይ ከተማ የጭላ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ነቲ ቤት ፅሕፈት ዝዉዕል ትቦን ፉቲንጋትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም የካቲት 28, 2018 (2 months ago)
  • Closing Date: መጋቢት 14, 2018 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 14, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንአገልግሎት ፍሪያት ዝጥቀመሎም ጥረ ኣቅሓ ፒትኮክ ኦምፕርትድ በዝሒ 22 ሽሕ ሜትሪክ ቶን ንሕጋዊያን ኣቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም የካቲት 28, 2018 (2 months ago)
  • Closing Date: መጋቢት 17, 2018 9:45 Afternoon (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 17, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንኣብያተ ዕዩ ክፍለ ከተማ አገልግሎት ዝዉዕሉ አቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም የካቲት 28, 2018 (2 months ago)
  • Closing Date: መጋቢት 10, 2018 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 10, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond: 30,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/