⚡ AI Quick Summary
* ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንሰራሕተኛታት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ጨርቃጨርቅን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ።
* ተወዳዳርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TIN)ን ዝተሓደሰ ናይ ቫት ሰርተፊኬትን ከቕርቡ ዝኽእሉ ክኾኑ ኣለዎም።
* ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዕለት 17/10/2018 ዓ/ም እስከ 19/10/2018 ዓ/ም ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 ምውሳድ ይከኣል።
* ጨረታ ብዕለት 19/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሽጉ ብሰዓት 4፡30 ዝኸፈት ኮይኑ፣ ተጫረቲ ዘሸነፍዎ ንብረት ብስፔሲፊኬሽንን ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርትን ከቕርቡ ይግባእ።

ምልክታ ፕሮፎርማ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንUNEPA ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅ/መሳርሕን ጨርቃጨርቅን ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ስለዝደለየት ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ትዕድም፡፡
ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት
1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ
2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TN NO) ከቅርብ ዝክእ
3. ዝተሓደሰ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
4. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሓለወን ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን ኣለዎ::
5. ካብ ናይ ባዕልና ስፔሲፊኬሽንኀ ወፃኢ ምቕራብ አይፍቀድን
6. ዝወፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ተጫራቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከአል፡፡
7. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወኀፀለ ዕለት 17/10/2018 ዓ/ም -19/10/2018 ዓ/ም ይኸውን::
8. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ተመሳሳሊ ዕለት 19/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሽጉ ሰዓት 4፣30 ይኸፈት
9. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር
10. ተጫራታይ ብሳምፕል መሰረት ተዘይሰሪሕዎ ኣስተኻኺሉ ሰሪሑ ከረክብ ከምዘለዎ
11. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ