ቤት ፅሕፈትና ሰላም ትውልድ ኣድን ኤች ኣይቪ ፖዘቲቭስ ማሕበር ናይ ቤት ፅሕፈትና ናይ 2018 ዓ.ም.ፈ ኦዲት ከመርምር ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው እተማለኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 16, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 26, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 26, 2011 9:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኦዲት ተዛማድኡን/

የህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /T.P.L.F/ በ 2011 በጀት ዓመት ለፅ/ቤቱ ኣገግሎት የሚውል 150 KVA ድምፅ ኣልባ ጀነሬተር / Super Silent/Sound proof stand By / Desiel Engine Generator/ በኣገር ኣቀፍ ግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥር 16, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 1, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 1, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት 1ይ ዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ምድብ1 (lot) ሃለቅትን ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ምድብ2 (lot) ሃለቅቲ ናይ መኪና ኣቅሑት፣ ምድብ3 (lot) ፈርኒቸር ኣቅሑት፣ ምድብ6 (lot) ዘገልግሉ ንብረታት ንጨረታ ንምቅራብ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ኣወዳደሩ ክዕድግ ክሸይጥን ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 16, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 30, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 1, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢ ሎቱ ዝተፈላለየ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 25.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ናይ ላፕቶፕ ተሓዛሊ ካተር ፒላር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 16, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 21, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 21, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ኣብ ቢሮና ፀጥታ ምም/ር ብ/ክ/መ/ትግራይ ንቢርኡ ዘገልግል ናይ መኪና ትግ 3-02657 ሞዴል 105 ከውራ ናይ መኪና ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 16, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 17, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 17, 2011 8:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 16, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 21, 2011 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 21, 2011 10:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከላዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዓይነት ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 16, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 18, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 18, 2011 9:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳ/ዕ/ፋይ/ን/ምምሕዳርን ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕደርን ዞባ ስታን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 16, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 20, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 20, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/