በአገር መከላከያ ሚ/ር በሰሜን ዕዝ ስር 4ኛ ሜ/ክ/ጦር የተሽከርካሪ መለዋወጫ ዕቃዎች፣የኤሌክትሪክ ዕቃዎች፣የተለያዩ አላቂ የፅህፈት መሳሪያ፣የጀኔሬተር መለዋወጫ ዕቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ ጥቅምት 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ማክሰኞ ኅዳር 11, 2011 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ማክሰኞ ኅዳር 11, 2011 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 580.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨው ንከተማና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት (ባውዛ) መብራህቲ ምስ ኣምፖሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ በዚ ዘርፊ ንግዲ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሕዳር 13, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሕዳር 13, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት በ2011 ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መካይን ፅገና ናይ ኢድ ዋጋ ( ጋራዥ) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም። በዚመሰረት

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈት ን2011 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 11, 2011 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 11, 2011 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ንግድን ዘርፍን ማሕበራት ከተማ ኮረም ንስራሕቱ ኣደላይ ዘኾነ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ። ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 4, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 4, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ምልክታ ጨረታ ሊዝ ቁፅሪ 17 ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ልምዓትን ከተማ ንግድን ኢንዱስትሪን ከተማ ሀገረ ሰላም ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ናይ ሊዝ ጨረታ መንበሪ ዝኸውን 4ተ ፕሎትን ንድርጅት ዝኸውን 10ተ ፕሎትን ከጫርት ስለዝደለየ ካብ ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 11, 2011 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሃገረ ሰላም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 03:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ መሬትን ሊዝን/

ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ምልክታ ሊዝ ጨረታ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 11, 2011 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 03:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መሬትን ሊዝን/

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ መኻይን ስፔር ንምግዛእ : ናይ ኣዋጅን ደንብን ሕትመት ከሐትም ብግልፂ ጨረታ ካብ ሕጋውያን መቅረብቲ አወደዲሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእን ከሐትምን ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 11, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 11, 2011 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ኣብ ቤት ትምህርቲና ዘድሊ ናይ መምሃሪ ሓገዝ ኣቅሑት ብፍላይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሕዳር 5, 2011 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 5, 2011 08:15 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ኣብ ቤት ትምህርቲና ዘድሊ ናይ መምሃሪ ሓገዝ ኣቅሑት ብፍላይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሕዳር 5, 2011 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 5, 2011 08:15 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/