መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኃላ/የተ/የግል/ኩባንያ (MIE) የተለያዩ ዓይነት ፓወር ኬብል (electrical cable) እቃዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ብቃት ያላችሁ እና ከዚህ በታች የተዘረዝሩትን መስፈርት የምታሟሉ ተወዳዳሪዎችን እንድትሳተፉ ኩባንያውን በኣክብሮት ይጋብዛል።

  • የተለቀቀበት ቀን: ኣርብ ጥቅምት 30, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ኣርብ ኅዳር 21, 2011 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ኣርብ ኅዳር 21, 2011 08:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 30,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማእከል ህንፀት ዉቅሮ ንተሃነፅቲ ሕጊ ንሓደ ዓመት ዝኸውን ውዕሊ ኣሲሩ ክምግብ ዝኽእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 30, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፅሕፈት ትልምንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንቤት ዕዮ ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ምህንድስና መሳርሕታት ኣቅሑት GPS ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 30, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሕዳር 13, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሕዳር 13, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ኣብ ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ እትርከብ መለስ ዩኔን ዕ/ልቃሕን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ከብ ለካቲት 20/2007 ዓ/ም ክሳብ እዚ ደብዳቤ ዝተፃሓፈሉ ዕለት ዘሎ ናይ ስራሕ ምንቅስቃሰ ብናይ ውልቀ ኦዲተራት ኦዲት ክትግብር ትደሊ፤ ስለዝኾነ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒታት እተማልኡ ብሽርክና ዝተዳለወ ይኹን ዝተፈቀደልኩም ውልቀ ኦዲተራት ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 29, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሕዳር 7, 2011 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ሕዳር 8, 2011 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቤት ማዘጋጃ እንትጮ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ፣ናይ መብራህቲ ናውቲ /ኣቅሓ/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 29, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሕዳር 20, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: እንትጮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሕዳር 20, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

የሰሜን ሪጅን ኢትዩ ቴሌኮም የተለያዩ ዕቃዎች ይዞ የመጣ የጣዉላ ሳጥን : አሮጌ ጣዉላ : ኬብሉ ናብረቱ የተፈታ ድራም ፣ ያገለገለ ጠረጴዛ፣ ያገለገለ ወንበር፣ እና የእንጨት ምሰሶ ባለበት ሁኔታ በግልፅ ጨረታ መሸጥ ይፈልጋል።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምት 29, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሮብ ኅዳር 12, 2011 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሮብ ኅዳር 12, 2011 08:15 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል አብ ከተማ መቐለ ከባቢ ላጪ ንዝሰርሖ ዕዳጋ ማእኸል/ መክዘንን መሸጥን ዕደጋ ናይ ዲዛይን ስራሕቲ ንኣማኸርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ፣

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 29, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ሕዳር 8, 2011 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ሕዳር 8, 2011 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ሰራሕቲ ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2011 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈልኩም ቫት ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ትኽእሉ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 29, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሕዳር 7, 2011 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሕዳር 7, 2011 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

የትግራይ ክልል ዕቅድና ፋይናንስ ቢሮ ለ2011 የበጀት ዓመት በክልሉ ለሚገኙ ወረዳዎችና ክልል ሴክተሮች ኣገልግሎት የሚውሉ የተለያዩ ሞተር ሳይክል በግልፅ ጨረታ ኣወዳደር ለመግዛት ይፈልጋል። በዚሁ መሰረት በጨረታው መወዳደር የሚፈልግ ማነኛውም ህጋዊ ተጫራች ከዚህ በታች ያሉትን መስፈርቶች በማሟላት ማቅረብ ይኖርበታል።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምት 29, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ኣርብ ኅዳር 7, 2011 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ኣርብ ኅዳር 7, 2011 08:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 125,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/