ቢሮ ጉ/መ/ስፖርት ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ እናዳ ብረታ ብረት ጣውላ ሰራሕቲ እትሰርሑ ናይ ዳርት ቦክስ ካብ ጣውላን ሓፂንን ዝስራሕን ክምኡውን በላሜራ ዝስራሕ ናይ ትካንዶ ቁፅሪ መፅሓፊ ብላሜራ ብረት ብሳምፕል መሰረት ሰሪሑ ከቅርብ ዝኽእል ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 11, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 11, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንትን ምርግጋፅ ምግቢ ውሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ተዛመድትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ን2011 በጀት ዓመት ዓመታዊ ውዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 11, 2011 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 11, 2011 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ካልኦት ፅገና/

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊን ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 11, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 11, 2011 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕሉ 1- ዲስክ ቶፕ ኮምፒተር 2- ፕሪንተር 3- ፕሮጀክተር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 12, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 12, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ፎቶ ኮፒታት ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ክገዝእ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 11, 2011 9:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 11, 2011 10:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኤች ኣይ ቪ ፖዚቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል መካይን Brigestone ጥርሲ ዘለዎ ጎማ ማለት ውን

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 18, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 19, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ወረዳና ዝርከባ ተሽከርከርቲ መካይን ኣብ 2011ዓም በጀት ዓመት ፅገና ሰርቪስ ከካይድ ይደሊ። ብምዃኑ ነዚ ክፍፅሙ ዝኽእሉ ደረጃ 2ተ ልዕሊኡን ዝኾኑ ጋራጃት ናይ ኢድ ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 24, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 24, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ንበጀት ዓመት 2011ዓ/ም ሕጋውያን መቅረብቲ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 19, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 19, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን 2011ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 19, 2011 5:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 19, 2011 8:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

መቀሌ ዩኒቨርሲቲ የአትክልት እና ፍራፍሬ፣ የፈሳሽ ቆሻሻ ማስወገድ አገልግሎት በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ኣርብ ታኅሣሥ 5, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 22, 2011 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በየሎቱ የተለያየ ነዉ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ / ትራንስፖርት ግልጋሎት/