ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅህፈት መሳርሒ ኣቁሑት (Stationery Materials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 10, 2018 (22 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 23, 2018 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 24, 2018 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈትና ዝውዕል ናይ ኤለክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 10, 2018 (22 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 13, 2018 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 14, 2018 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት (Construaction Materials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 10, 2018 (22 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 23, 2018 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 24, 2018 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2019 ንዘለዉኦ መኪና ስራሕቲ ጎማን ላቫጆን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2019 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ክግልገል/ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 10, 2018 (22 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 15, 2018 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 15, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/

Mums for Mums Invitation to qualified bidders for Supplying of WGSS Materials

  • የተለቀቀበት ቀን: Friday 17th, July 2026 4:00 pm (22 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: Monday 20th, July 2026 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 20th of July 2026 10:15 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ General Service Provision/ Textiles and Wearing/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ 08 መሕፀቢ ክዳን/ላውንድርይ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 10, 2018 (22 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 30, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 1, 2018 4:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ፅ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2019 ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንሓለዋ ሰራሕተኛ፣ ንፅሬት መሳርሒን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 18 ጥቃ ኣዋሽ ንፕሬዚደንት መኖርያ ገዛን ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦቲ ፅዒንካ ንምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2019 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ክግልገል/ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 10, 2018 (22 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 16, 2018 9:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 16, 2018 10:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

Ethiopian Catholic Church social and development commission Adigrat branch Mekele sub Branch needs Supply of (Animal Vaccination, Drugs and Medical Materials) for Afar Kilibati Rasu zone Project areas, Abiala Geter, Abiala Kentiba, Wesema, Berahley and Kuneba Woredas, in Afar, National Regional State,

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 16th, July 2026 12:00 pm (23 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: Wednesday 22nd, July 2026 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Wednesday 22nd of July 2026 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Veterinary Drugs & Equipment/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክተግብር ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 8, 2018 (24 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 18, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 18, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ፎቶኮፒን ምጥራዝን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ምስ ስዓራይ ውዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 8, 2018 (24 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 10, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 10, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት/