ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ሕጋዊያን ነጋዶ ባንዴራ ትግራይ ክንዕድግ ስለ ዝደለና ካብዚ ንታሕቲ ረቆሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 14, 2016 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: Adet
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 14, 2016 5:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: አይተገለፀን
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: አይተገለፀን
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ማሕበር ጉዳአት ኩናት ትግራይ ኣብ ዞባ ማእከል ወረዳ ገጠር ዓድዋ ጣብያ ሰግሊ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ መሳርሒ ዝዘዉዕል ቆርቆሮ ዝተፈላለዩ ምስማራትን ካልኦትን ንብረት በዚ ዘርፊ ፋቃድ ዘለኩም መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 6, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 16, 2016 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 16, 2016 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 7, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 18, 2016 3:45 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 18, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ 2016 በጀት ዓምት ቀዳማይ ዙር ዕደጋ ንብረት ብምድብ መቂሉ መለት እዉን ብምድብ ሐደ ሃለቅትን ቀወምትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብምድብ ክልተ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 7, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 19, 2016 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ደጎዓ ተምቤን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 19, 2016 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ፋቢሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ መሳርሒ ህንፃ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ኣብዚ ዘፈር እዚ ዝተዋፈሩምም አቅረብቲ ዝስዕብ ረቆሒ ብምምላእ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 6, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 20, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 20, 2016 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ተሽከርከርቲ ዘይትን ቅብኣተን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ኣብቲ ዘርፊ እትነጥፉን ትሕት ኢሉ ዝተጠቐሰ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ፦

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 30, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 10, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 10, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ናይ ፅሕፈት መሳሪሒን ኣቁሑት ናይ መዳሓኒታትን ናውቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንተወዳደሪ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 1, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 22, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 22, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ደ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ዝተፋላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሐን ኣቅሑት ናይ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ስለዝደለ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 5, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 22, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 22, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

የኢ.ፌ.ዴ.ሪ ጉምሩክ ኮሚሽን የመቀሌ ቅርንጫፍ ጽሕፈት ቤት የተለያዩ አገልግሎቶች እና ዕቃዎችን ብቃትና ፍላጎት ያላቸውን ተጫራቾች በብሔራዊ ግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: እሁድ መስከረም 27, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምት 6, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምት 6, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በየሎቱ ይተለያያል
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መጋረጃን ምንፃፍን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ፅገና/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ናይ ቢሮ አቁሑት/