ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ግልጋሎት ከተማ ዓ/ዓዲ ካብ ዕለት 07/01/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 26/01/2013ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ሒሳብ ምንቕስቃስ ብደገ ኦዲተራት ኦዲት ክግብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ አመራርሓ ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቀደሎም ዉልቀ ኦዲተራት ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 26, 2013 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 26, 2013 8:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ኣብ መንጎ ናይ አፈፃፅማ ክትዕ ጉዳይ አመልክቱ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 17, 2013 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 17, 2013 6:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ኣብ ኩሓ ሆስፒታል ግቢ ዘሎ ረጊድን ቀጢንን ጠቕላላ ኣብቲ ግቢ ዘሎ ዕንፀይቲ መፂእኻ ብምርኣይ ብፕሮፎርማ ኣጫሪትና ክንሸይጥ ስለዝደለና ምግዛእ እትደልዩ ተጫረቲ ብፖስታ ብዝተዓሸገ ናይ ዋጋ መቕረቢ መሊእኹም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 04/01/2013ዓ/ም ጀሚርኩም ክሳብ ዕለት19/01/2013ዓ/ም ናብ ዕደ/ንብ/ፋይ/ም/ር ቑፅሪ 48 ምቅራብ ትኽእሉ እኩም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 19, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 19, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 20, 2013 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 20, 2013 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 8, 2013 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 8, 2013 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዓዲጉዶም ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ናይ ቤት ፅሕፈታት ናይ ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑትን፣ ኣቅሑት ፈርነቸር፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ መኪና ጋራዥ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 28, 2013 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲ ጉዶም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 29, 2013 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ናይ ተሽከርከርቲ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ኣቅሑት ሕትመት፣ ትቦ መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት እዉን ሳኒተሪ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 20, 2013 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሮብ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 20, 2013 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣላማጣ ን በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሪክ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና ፣ኣልባሳት፣ ፍራሽን፣ ሕትመትን፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 20, 2013 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 21, 2013 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ካሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ለሚያሰራዉ G+10 ኣልሙኔም ፓነል፣ ፍሬም እና ግራናይት ቀለም ስራ በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 14, 2013 2:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 14, 2013 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ፅገና፣ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 7, 2013 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 8, 2013 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/