ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ሕጋዊያን ነጋዶ ባንዴራ ትግራይ ክንዕድግ ስለ ዝደለና ካብዚ ንታሕቲ ረቆሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 14, 2016 5:00 Morning (closed)
  • Location: Adet
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 14, 2016 5:30 Morning
  • Bid Bond: አይተገለፀን
  • Bid Document Price: አይተገለፀን
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ማሕበር ጉዳአት ኩናት ትግራይ ኣብ ዞባ ማእከል ወረዳ ገጠር ዓድዋ ጣብያ ሰግሊ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ መሳርሒ ዝዘዉዕል ቆርቆሮ ዝተፈላለዩ ምስማራትን ካልኦትን ንብረት በዚ ዘርፊ ፋቃድ ዘለኩም መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 6, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 16, 2016 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 16, 2016 9:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 7, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 18, 2016 3:45 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 18, 2016 4:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ 2016 በጀት ዓምት ቀዳማይ ዙር ዕደጋ ንብረት ብምድብ መቂሉ መለት እዉን ብምድብ ሐደ ሃለቅትን ቀወምትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብምድብ ክልተ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 7, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 19, 2016 8:00 Morning (closed)
  • Location: ደጎዓ ተምቤን
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 19, 2016 8:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ፋቢሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ መሳርሒ ህንፃ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ኣብዚ ዘፈር እዚ ዝተዋፈሩምም አቅረብቲ ዝስዕብ ረቆሒ ብምምላእ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 6, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 20, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 20, 2016 4:15 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ተሽከርከርቲ ዘይትን ቅብኣተን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ኣብቲ ዘርፊ እትነጥፉን ትሕት ኢሉ ዝተጠቐሰ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ፦

  • Posted Date: ረቡዕ መስከረም 30, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 10, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 10, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ናይ ፅሕፈት መሳሪሒን ኣቁሑት ናይ መዳሓኒታትን ናውቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንተወዳደሪ ይዕድም፡፡

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 1, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 22, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 22, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ደ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ዝተፋላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሐን ኣቅሑት ናይ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ስለዝደለ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 5, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 22, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 22, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

የኢ.ፌ.ዴ.ሪ ጉምሩክ ኮሚሽን የመቀሌ ቅርንጫፍ ጽሕፈት ቤት የተለያዩ አገልግሎቶች እና ዕቃዎችን ብቃትና ፍላጎት ያላቸውን ተጫራቾች በብሔራዊ ግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: እሁድ መስከረም 27, 2016 (over 2 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምት 6, 2016 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምት 6, 2016 4:30 Morning
  • Bid Bond: በየሎቱ ይተለያያል
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መጋረጃን ምንፃፍን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ፅገና/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ናይ ቢሮ አቁሑት/