ቤት ማዛጋጃ ከተማ ፍረወይኒ መስመር ፅርግያ ካልኦትን ናይ ኤሌክትሪክ ገመዳትን፣ ከም ኣንቡላንስ ፣ ቫላንስ ፣ ሲሰስ ሆልደር ፣ ይግናይተር በዓል 3ተ ተርሚናል ፣ኮንታተር በዓል 75 ዋት ፣ ፎቶ ሴል 15 ዋት ፣ ኤል ኢዲ ኣምፕል 100 ዋት ጆ ምስ መብርሃቲ ፓዉዛ ምስ ሙለእ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትዋዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 4, 2013 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ፍረወይኒ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 4, 2013 5:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት መቕረብቲ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከተሕትም ስለ ዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 21, 2013 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 21, 2013 10:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ዉቕሮ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ፀባ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 23, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 23, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ኣብ ከተማ መቐለ ላጪ ዝርከብ ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል ህንፃ ፕሮጀክት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት መፅዐኒን መራገፊን ሓዊሱ ቴንዲኖ ገዚእኻ ምቕራብ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 28, 2013 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 28, 2013 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ዞባ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ካብ መደበኛ እዞም ዝስዕቡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑ (ናይ ቶሽባ ላፕቶፕ ቻርጀር በዝሒ 01 WIFI TP –LINk በዓል 3ተ ኣንቴና 01)አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ መቕረብቲ ክተማልእዎም ዝግባኡ ረቓሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 24, 2013 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 24, 2013 9:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ክዕድግ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 21, 2013 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 21, 2013 6:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ክዕድግ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 21, 2013 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 21, 2013 6:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል መፅሓፍ ከሐትም ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 21, 2013 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 21, 2013 6:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

የኢ/ያ ጤና መድህን ኤጄንሲ መቐለ ቅርንጫፍ የተለያዩ የቢሮ ኮምፒተር ፣ ፕሪንተር ፣ ፎቶ ኮፒ ፣ ላፕቶፕ፣ ለማስጠገን ስለፈለግን የዘመኑን ንግድ ፍቃድ ያሳደሳቹሁና የዘመኑ ግብር የከፈላቹ የኣቅራቢነት እንድትወዳደሩ ይጋብዛል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 20, 2013 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 20, 2013 8:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/