ትካልና ዲቢኤል ኢንዱስትሪ ሓ.ዝ.ው.ማሕበር ደረጃ “B”ን “ C”ን ተረፈ ምህርቲ (Knitting rags) በዝሒ 250 ኩንታል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ሰዓርቲ ናይ 03 (ሰለስተ) ኣዋርሕ ኩንትራት ክኣስርን ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ኣብ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 15, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 15, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቋሚ ንብረት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 18, 2011 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 19, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዝሽወጡ/

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ምግቢ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 25, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 25, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንኣገልግሎት ቢርኡ ዝውዕሉ ዲጅታል ካሜራን ፣ ቪድዩ ካሜራን ኤክስተርናል ሃርድ ዲስክ ንናይ ኢንተርኔት ሲይስተም ግልጋሎት ዝውዕሉ ሲስኮ ስዊች ፣ ስዊች 24 ፖትስ ጊጋባይት ኢንሀርኔት መፅናዕቲ ውፅኢታውነት ስልጠና ሞያ መማህራን ሓይሊ ሰብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ከስርሕን ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 26, 2011 8:45 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 27, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፍርዲ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ብዝተፈላለዩ ዘርፍታት ማለት ውን ሃለቅትን ቀወምትን ንብረታት ከም መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ቢስክሌታት፣ ናውቲ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 28, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 28, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ማሕበር ተከዘ 2009 ዓ/ሓ/መ/ አብ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ፍሉይ ሽሙ ሚዘር ሰፈር ካሬ ብሎክ 44 Gተ1 መንበሪ ኣብ 3ተ ስፕሊት ዝተገበረ ኮይኑ ማሻሻታን ኮለንን መሊእካ መሬት (ግራውንድ) ሓደ ግዜ ንምህዳም ብቅዓት ንዘለዎም ካብ ደረጃ 9 ንላዕሊ ዝኮኑ ደ.ኣ.ን.ትዓበይትን ተኾናተርቲ ብምዕዳም ናይ ጉልበት ማሽነርን ስራሕቲ ከጫረት ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 11, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 12, 2011 7:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 12, 2011 8:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ማእከል ምርምር ሕርሻ ሽረ-ማይፀብሪ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሎት1 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ፣ ሎት2 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣቑሑት ክዕድግ ይደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 11, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 25, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይ ፀብሪ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 25, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2011 በጀት ዓመት ዘድሊ ቪድዮ ካሜራ ካልኦት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 11, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 24, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 25, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

Fresweat Trading Plc invites all interested and eligible bidders for purchasing of "Cap for all water bottles,preform for 21grarn, 33gram and 43grarn, Plastic poly bag for 0.6 Litre, 1.2Litre and 2Litre

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሕዳር 10, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 19, 2011 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 19, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/