ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መጋቢት 19, 2010 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መጋቢት 19, 2010 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

የትግራይ ክልል ግብርና ገጠር ልማት ቢሮ ከዚህ በታች የተጠቀሱት የተለያዩ ዕቃዎች ማለትም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ መጋቢት 5, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ማክሰኞ መጋቢት 25, 2010 02:59 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ማክሰኞ መጋቢት 25, 2010 03:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ሕርሻ መሺነሪ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

መቐለ ዩኒቨርስቲ ከዚህ በታቻ የተዘረዘሩት እቃዎች አገልግሎቶች በግልፅ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ መጋቢት 5, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳሜ መጋቢት 15, 2010 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳሜ መጋቢት 15, 2010 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ስራሕቲ ማይ/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ስራሕቲ ሓለዋ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ መፅሓፍ ሕትመት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍዕም ይደሊ ስለዝይ እዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትጫረቱ ብግልፂ ጨረታ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መጋቢት 18, 2010 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መጋቢት 18, 2010 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 40.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፋለዩ ሴከተራት ዝዉዕል ብመደበኛ መንግስታዊ በጀትን ብገበርቲ ሰናይ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት :መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: ጎማ መኪናን ባትሪን : ስራሕቲ ሕትመትን ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 3, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ፀለምቲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ን2010 በጀት ዓመት ንምምሃረ ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ቀወምቲን ሃለቅንት ንበረታት መሳርሒ ፅሕፈት : መድሃኒት እንስሳ : ናዉቲ ሕክምና እንስሳሰ: ፀረ በልዕ :ኤሌክትሪኒክስ :ናዉቲ ፅሬት : መሳርሒ ህንፃ : ናዉቲ ስፖርት: ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 3, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መጋቢት 17, 2010 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መጋቢት 17, 2010 03:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ላዕላይ ኣዲያባ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ናይ መስኖ ስትራክቸርን ካልኦትን አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 3, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መጋቢት 11, 2010 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ላዕላይ አድያቦ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መጋቢት 11, 2010 05:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 60.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/

ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ንሰራሕተኛታቱ ኣገልግሎት ኪራይ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 3, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ feed processing machine ( ናይ እንስሳ መቃናበሪ ምግቢ መሳርሒ ) ን 2010 ዓም በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 3, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 08:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/