ፕሮጀክታችን መቐሌ ባለ ሦስት ኮከብ ሆቴል የMetal work (RSH) ስራ ማሰራት ስለሚፈልግ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ታኅሣሥ 8, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 10, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 10, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር Medium Back Chair ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 15, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 15, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዳስትሪ አክስዩን ማህበር መቐለ ፔፕሲ ኮላ ፋብሪካ በቃላሚኖ ኣካባቢ የውሃ መስመር ዝርጋታ ስራ በውሃ ነክ ስራዎች ዘርፍ የተሰማሩ ድርጅቶች በጨረታ ኣወዳደሮ ለማሰራት ይፈልጋል።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ታኅሣሥ 8, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 17, 2011 8:15 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 17, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ኣብ 2011 ዓ/ም 1ይ መንፈቅ ዓመት ካብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ዝተኣከቡ ዝወገዱ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 6, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 17, 2011 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 17, 2011 5:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንመፅናዕቲ ውፅኢታውነት ስልጠና ትንበያ መማህራን ሓይሊ ሰብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕን ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 6, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 22, 2011 8:45 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 23, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/ ትምህርቲን ትሬይንግ/

ይን አፍ ላቭ ፎር ሁማን ኤንድ ኢንቫይሮንመንታል ዴቨሎፕመንት›› መንግስታዊ ያልሆነ የበጎ አድራጎት ድርጅት ሲሆን የበጎ አድራጎት ድርጅቶችና ማህበራት ኤጀንሲ መመሪያ ቁጥር 8/2004 በሚያዘው መስረት የ2018 ዓ.ም የበጀት ዓመት የስራ ክንውን የተፈቀደለት የአዲት ተቋም አወዳድሮ ማስመርመር ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ኣርብ ታኅሣሥ 5, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 24, 2011 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 24, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ጎማን ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 19, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 19, 2011 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

Pathfinder International Ethiopia (PI/E) with consortium partner organizations currently runs Transformer Primary health care project in four regions of Ethiopia one of which is Tigray. This program dedicated to provide high quality productive, health family planning maternal and newborn child health services that improve the lives of women children in Ethiopia.

  • የተለቀቀበት ቀን: Friday 14th, December 2018 9:50 am (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Thursday 20th, December 2018 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Thursday 20th of December 2018 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ Office Furniture/

ኲሓ ሆስፒታል ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናውቲ ሕክምና ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት ሕጋውያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብኽብሪ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 24, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 24, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/