ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ጋራዣት ብምውድዳር መኻይን ክፅግን ስለዝደለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 26, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 11, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሰቲት ሑመራ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 11, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ማሕበር ንፕሮጀክት ስራሕቲ መንገዲ ከተማ መቐለ ኣግልግሎት ዝዉዕሉ ሎፔት( Loppet) ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 26, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 21, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 21, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ማሽነሪ ክራይ/

ሱር ኮንስትራክሽን ኃ/የተ/የግ/ማህበር በተለያዩ ፕሮጀክቶች ላሉት ስራዎች የተለያዩ ማሽኖች ለመከራየት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ ጥቅምት 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ኅዳር 13, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: አዲስ አባባ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ኅዳር 13, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ኣልተጠቀሰመ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ማሽነሪ ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ንናይ ወረዳኡ ሴክተር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ሞዴል 3L166መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 9, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 9, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኃላ የተ የግል ኩባንያ ኢንዳስትሪያል ኢኩፕመንት ማኑፋክቸሪንግ ቢዝነስ ዩኒትለፋብሪካዉ አመታዊ ፍጆታ የሚዉል በግምት 50000 ሜትር ኪዩፕ ኦክስጅን ጋዝ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ብቃት ያላችሁ እና ከዚህ በታች የተዘዘሩትን መስፈርት የምታሞሉ ተወዳዳሪዎች እንድትሳተፉ ኩባንያችን ይጋብዛል::

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ ጥቅምት 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ኅዳር 6, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ኅዳር 6, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/

የኢትዩያ ኦርተዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን የልማት ክርስቲያናዊ ተራድኦ ኮሚሽን የትግራይ ኣህጉር ስብከት ልማት ማስተባበሪያ ፅህፈት ቤት የቤተክርስትያን ደን ልማት ፕሮጀክት አንድ ዉሃ ሞተር ፓምፕ አወዳድሮ ለማስራትይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 3, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 3, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኣብ ዓዲግራት ሓፈሻዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝኸውን ናይ መድሓኒትን ሕክምና ናዉትን : ናይ ሕትመት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 7, 2011 8:15 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 7, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ዝክፈል ናይ ተሓነፅትን ኣባላትን መድሓኒት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይድሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 10, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 10, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

መቐለ ዩኒቨርሲቲ የበሰለ ዳቦ አቅርቦት፣ የኤሌክትሪክ ዕቃዎች፣ የጽሕፈት መሣሪያ ዕቃዎች፣ የፅዳት ሥራ አገልግሎት፣ በተሽከርካሪዎች ጥገና ሥራ በዉጭ፣ በተማሪዎች መመረቂያ ጋዎን ሎጎ በጥለት መስራት፣ የቀለም መቀባት ሥራ፣ የሠራተኞች ደንብ ልብስ፣ የተሽከርካሪዎች ጎማ ከነ ካለማደሪያዉ፣ MUBP-146 , Construction of Botanical Garden at main campus በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምት 22, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 3, 2011 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 3, 2011 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በየሎቱ የተለያየ ነዉ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: በየሎቱ የተለያየ ነዉ
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ኣቅርቦት ምግቢ / ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/