Mekelle University wants to to hire contractors and consultants for the construction of different projects in different campus of the university from national and international bidders who fulfill the following criteria

  • የተለቀቀበት ቀን: Friday 16th, February 2018 3:49 pm (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Friday 23rd, March 2018 9:30 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Friday 23rd of March 2018 10:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ Water Works Construction/ Engineering Related Consultancy/

Trans Ethiopia PLC is looking potential and eligible suppliers of screw air compressor. Thus and invited to participate in the bid in line with the under listed instructions/terms and conditions

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 9, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰንበት የካቲት 25, 2010 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰንበት የካቲት 25, 2010 08:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ቤት መዘጋጃ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ከይዲ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዊቲ ኤሌክትሪኒክስ: ብስክሌትን መለዋወጢ ኣቅሑት ብስክሌትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 9, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

የመከላኪያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ የሚሰራዉ ኤርታአለ መገንጠያ ኣህመድ ኢላ መንገድ ስራ ፕሮጀከት (17-01R) ለፕሮጀክቱ ተቆጣጣሪ መሃንዲሶች ለመታፈርያ ኮንሰልቲንግ አገልግሎት የሚሰጡ የቤት ዉስጥ ዕቃዎች Furniture በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ኣርብ የካቲት 9, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ማክሰኞ የካቲት 13, 2010 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ማክሰኞ የካቲት 13, 2010 09:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኤለክትሪክን ኤለክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 9, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ዞባ ደቡብ ፖሊስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት 2010 ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 9, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ የካቲት 27, 2010 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ የካቲት 27, 2010 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ግልጋሎት ናይ ዋይርለስ ኮነትሮለርን ዋየርለስ ኣክሰስ ፓይንትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 9, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ የካቲት 27, 2010 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ የካቲት 27, 2010 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ኣግኣዚ ማእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ብ/ክ/መትግራይ ከተማ ዉቕሮ ናይ መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንሕጋዉያን መቅረብቲ ኣብ ታሕቲ ብዝተዘርዘረ ረቆሒ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 9, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 08:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን መለዋወጢ አቁሑት መኪናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 9, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ የካቲት 21, 2010 04:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሮብ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ የካቲት 21, 2010 05:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኮኒ ንዓማዉል ንመስመር መስፍሕፋሕን ዝዉዕል ናይ ማይ ናዉቲ ማለት ትቦታት መጋጣጠምን: ቆፃርን :ሮቶ ጎማን: ኤሌክትሮ መካኒካል ኤሌክትሮኒክ መቀያየሪ :አቅሑትን ፕላምፕንግ ቱልስ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 7, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም የካቲት 17, 2010 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 70.00
  • የጨረታ ምድብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/