ኢማጅን ዋን ዴይ ኢንተርናሽናል ኦርጋናይዜሽን /Imagine 1day/ በትግራይ ክልል በእንዳመኮኒ : ኣሕፈሮም መረብ ለከ ወረዳዎች ላሉ ትምህርት ቤቶች ከ 13000 በላይ የጥግ ንባብና የቤት ንባብ መፃሕፍት በጨረታ አወዳድሮ ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ ነሐሴ 23, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሐሴ 25, 2010 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሐሴ 25, 2010 8:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/

The Government of regional state of Tigray water resource bureau invites for the construction of Civil Works Construction, Supply and Installation of Pipes & fittings

  • የተለቀቀበት ቀን: Saturday 25th, August 2018 12:00 am (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Thursday 20th, September 2018 9:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Thursday 20th of September 2018 9:10 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 30,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ Water Works Construction/ Water Well Drilling & Water System Installation/ Water Engineering Machinery, Equipment & Tools/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማሓድነትኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመትን ትካል ናይ ግሪነሪስራሕቲ :ኤሌክትሮኒክስ : ፅሕፈትመሳርሒ : ፅሬትኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 21, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጳጉሜን 2, 2010 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 2, 2010 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበር ባህሊ ትግራይ ናይ 2010 ዓም በጀት ዘመን ፋይናንስዊ ምንቅስቃስ ብናይ ደገ ኦዲተር ከመርምር ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት ነሓሰ 20, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 25, 2010 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 25, 2010 3:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ዝረከብ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ ዝተፈላለዩ ሕትመት :ሎት ሰለስተ ኣቅሑት ፅሬት : ሎት ኣርባዕተ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን : ሎት ሓሙሽተ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት መኪና : ሎት ሽድሽት መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል : ሎት ሽዉዓተ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ጎማታት : ናብ ዝተፈላለዩ ጣብያታትን ከተማታትን መጎዓዝያ መኪና : ፅገና መኪና ጋራጅ : ሎት 10 መሳርሒ ህንፃ በቲ ዘፍረ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረበቲ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት ነሓሰ 20, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 2, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኦፍላ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 3, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 19, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 30, 2010 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 30, 2010 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

በኢትዩጰያ ቀይ መስቀል ማሕበር የትግራይ ክልል ደቡባዊ ቅርንጫፍ የሰራተኞች ደንቢ ልብስ የወንዶች ሙሉ ኮትና ሱሪ ለማህበሩ ሰራተኞች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ ነሐሴ 19, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሐሴ 26, 2010 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሐሴ 26, 2010 10:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሴ ብርክት ዝበሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ቢሮ ኣቅሑት : መሳርሒ ፅሬት : ናዉቲ ትምህርቲ : ናዉቲ ሕርሽ: መስርሒ እንስሳት መድሓኒትን :ላብራቶሪ ኣቅሑት:መሳርሒ ህንፃን ወዘተ ዝብሉ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክሰርሕን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 19, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጳጉሜን 2, 2010 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 2, 2010 3:45 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ሕርሻ መሺነሪ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረዱ ንዘለዋ አብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናእሽተይ ናዉቲ ቢሮ : ኣቁሑ ፅሬትን : ኤሌክትሮኒክስን : ሕትመት : ናይ ጉልበት ፅገና ጋርጅ ኣናእሽተይ መኪና : መለዋወጢ ኣቅሑት ባትሪን ጎማን መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 19, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 1, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መረብ ለኸ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 1, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ቀወምትን ሃለቅትን መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቅሑት ጎማን መኪና : ምርባሕ ፎቶ ኮፒ ማለት እውን ቅዳሕ ምጥራዝን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደለይ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 19, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጳጉሜን 2, 2010 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 2, 2010 8:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/