በኤጀንሲ ማእድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ዉስጥ የሚገኝ ባዩጋዝ ፕሮግራም ማስተባበርያ ዩኒት ከዚህ በታች የተገለፁትን የኣባዱላ LAN-25 እና የማህንዱራ መኪና ስፔር በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሐሴ 10, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሐሴ 21, 2010 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሐሴ 22, 2010 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,500.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ መኪና ፣ ኣቅሑት ቤተ ፈተነ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ቧንቧታት ማይ ፣ ዕጥቅን ንብረትን ስፖርተኛታት ብመደበኛ በጀት 2010 ዓም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 10, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 22, 2010 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሮብ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 22, 2010 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር 300KVA standby Generator ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረት ንክትጫረቱ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 10, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 14, 2010 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 14, 2010 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ናይ ደረቅ ጎሓፍ ምልዓልን : ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ : ናይ ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት : ናይ ሞተር ሳይክል መፀገኒ ግልጋሎት ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 8, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 22, 2010 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 22, 2010 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/

ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ማለት እዉን ሎት ሐደ መሳርሒታት ፅገና ኤሌክትሮኒክስ : ሎት ክልተ መስመር ፅገና ኤሌትሪክ : ሎት ሰለስተ መስመር ፅገና ማይ : ሎት ኣርባዕተ ምቅራብ ፅሩይ ዝስተ ማይ : ሎት ሓሙሽተ ምሃብ ኣገልግሎት ፎቶ ኮፒ : ሎት ሽድሽተ ምክያድ አገልግሎት ፅገና ተሽከርከርቲ : ሎት ሸዉዓተ ሕፅበት ተሽከርከርቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 8, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 22, 2010 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 22, 2010 3:31 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት/ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 8, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 22, 2010 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 22, 2010 3:31 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ኣብታ ከተማ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 8, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 24, 2010 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 24, 2010 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ እንዳ መኮኒ ንግልጋሎት ዝተፈላለዩ አብያተ ቤት ፅሕፈት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መሳርሒ ሙዚቃ : መሳርሒ ሕትመት : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 8, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 24, 2010 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 24, 2010 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ንካልኣይ ግዜ ትካልና ትግራይ ኩሉ መዳይ ዕደጋ ፌዴሬሽን ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ብክልል ቢሮ ንግድን ኢንድስትሪን ከተማ ልምዓትን ብዝተዉሃቦ ወረሓዊ ኮታ መሰረት ሽኮር ካብ መተሃራ ወይም ካብ ከሰም ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ዝተፈላለዩ ናይ ክልልና ከተማታት አወዳዲሩ ከጎዓዓዝ ይደሊ ሰለዚ ብደረቅ ፅዕነት ትራንስፖርት አገልግሎት ብቅዓት መረጋገፂ ዘለዎም ክወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 8, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 16, 2010 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 16, 2010 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ትካልና ማይጨዉ ፓርቲክል ቦርድ ኃ.ዝተ.ዉ.ል ኩባንያ ጠቅላላ 11500 ሜትሮ መንገዲ ንምፅራግ ስለዝደለየ ካብ 305 ንላዕሊ ናይ ፈረስ ጉልበት ዘለዎ ዶዘር ማሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 8, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 16, 2010 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 16, 2010 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ማሽነሪ ክራይ/