ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2010 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 18, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 3, 2010 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሚያዝያ 3, 2010 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

Mesfin industrial engineering PLC(MIE) intends to outsource construction of Concrete road in coal dumping area in mekelle messebo as per the attached bill of quantity and specification

  • የተለቀቀበት ቀን: Tuesday 27th, March 2018 3:38 pm (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Monday 02nd, April 2018 2:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 02nd of April 2018 2:30 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ House & Building Construction/ Road & Bridge Construction/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረዱ ንዘለዋ አብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ን2010 ዓም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናእሽተይ ናይ ኣቁሑት ቢሮ : ኣቁሑ ፅሬትን : ኤሌክትሮኒክስን : ዉፅኢት ስራሕቲ ጣዉላ : ናይ ሕትመት ስራሕትን ናይ :ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 17, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 6, 2010 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መረብ ለኸ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ሚያዝያ 6, 2010 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ናይ ሕትመት :ስራሕቲ ጠዉላ: ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት ና ሞተር ሳይክል መለዋወጠ ኣቅሑትን 3000 ቅርሺ ንኤሌክትሮኒክስ ን ፅሕፈት መሳርሒ 5000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ንኣብያተ ቤት ፅሕፈቱ ወረዳ ዓደዋ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ፅሬት : ኤሌክትሪኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ብስክሌት :ሕትመን ዝኣመሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 17, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 9, 2010 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሚያዝያ 9, 2010 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቐረብን ህንፀትን ሓድሽ መስመር ማይ አብ ሓድሽ መንደር እንዳ ኣርባዕተ እንስሳ ኔትወርክ :ምንደር ከብ 500 ገንኢ ናብ ማይ ወይን ቤት ትምህርቲ : ካብ ፈለግ ዳዕሮ ገንኢ ናብ ፖሊስ ኮሌጅን ቐረብን ህንፀትን ዝርገሐ ሻዱሽ መስመር ማይ ክስርሕ ስዝደለየ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መጋቢት 17, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መጋቢት 27, 2010 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መጋቢት 27, 2010 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

መስፍን ኢንዳስትሪያልኢንጂነሪንግ ኃላ የተ የግል ኩባንያ (MIE) ለኤሌክትሮ መካኒካል አገልግሎት የሚዉል ከዚህ በታች የተጠቀሰዉን Complet Aluminum Scafolding 12m በጨረታ አወዳድሮ ለመግዘት ስለሚፈልግ ብቃት ያላችሁ እና ከዚህ በታች የተዘዘሩትን መስፈርት የምታሞሉ ተወዳዳሪዎችእንድትሳተፉኩባንያችንይጋብዛል::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ መጋቢት 17, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መጋቢት 27, 2010 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መጋቢት 27, 2010 08:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ምድብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 15, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 4, 2010 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሚያዝያ 4, 2010 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማን ባትርን አቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 15, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 2, 2010 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሚያዝያ 2, 2010 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 8,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ኣብ ሮማናት አደባባይን መቀለ ጥዕና ጣብያን ናይ ትራፊክ መብራህቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 15, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 15, 2010 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሚያዝያ 15, 2010 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ንግዲ ኢንዳስትሪን ከተማ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ትልምን ፋይናንስን ወረደ ኣፅቢ ወንብርታ ናይ ደገ መብራህቲ ወይድማ ፓዉዛ ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መጋቢት 27, 2010 03:58 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መጋቢት 27, 2010 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 8,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/